Home ዜና ምርቓ ፕሮጀክታት ኣብ ከተማ መቐለ ዜናዜና ውሽጢ ዓዲ ምርቓ ፕሮጀክታት ኣብ ከተማ መቐለ June 22, 2024 393 FacebookTwitterWhatsAppLinkedinTelegramCopy URL መበል 36 ዓመት ዝኽሪ ሰማእታት ምኽንያት ብምግባር ብምምሕዳር ከተማ መቐለ ንሰድራ ስውኣት መሸጢ ስሚንቶ ዝውዕል ሼድን፣ መሰረተ ልምዓት መብራህቲ ትራፊክን ጎደናታትን፣ መፋስሳት ከምኡ እውን ህንፃ መሰንከቲ ባኒ ንደቂ ኣንስትዮ ተጋደልቲ ተሃኒፆም ብምክትል ፕረዝደንት ግዚያዊ ምምሕዳር ትግራይ ጀነራል ታደሰ ወረደን ኣመራርሓ ምምሕዳር ከተማ መቐለን ተመሪቖም።