Home ዜና ሰለማውያን ተወለድቲ ጋምቤላ ተቀቲሎም

ሰለማውያን ተወለድቲ ጋምቤላ ተቀቲሎም

498
0

ሓይልታት ፀጥታ ጉጅለ ፋሽስት ኣብይ ኣሕመድ ኣብ ጋምቤላ ንሓደ ሰለማዊ ዜጋ እናቀተልዎ ዘርእይ ተንቐሳቃሲ ምስሊ ተራእዩ፡፡

ነቲ ዝተቀተለ ሰለማዊ ዜጋ ብቐረባ ዝፈልጥዎ ንኣዲስ ስታንዳርድ ከምዝገለፅዎ ካብ እንፈልጦም ዓሰርተ ሓደ ዝኮኑ ሰለማውያን ሰባት እቶም ዓሰርተ ብሓይልታት ፀጥታ ጉጅለ ፋሽስት ኣብይ ኣሕመድ ከምዝተረሸኑ ተዛሪቦም፡፡

ሰራዊት ናፅነት ኦሮሞን ግንባር ናፅነት ጋምቤላን ኣብዚ ሰሙን ንዘካየድዎ ወትሃደራዊ ኦፖሬሽን ስዒቡ ሓይልታት ፀጥታ ጉጅለ ፋሽስት ኣብይ ኣሕመድ ንብርክት ዝበሉ ሰለማውያን ሰባት ቀቲሎም እዮም፡፡

Previous articleሓገዝ ዲያስፖራ ንነበርቲ ከተማ ዘላምበሳን ጉለመኸዳን
Next article2 ነጥቢ 5 ሚልዮን ህዝቢ ዝተመዛበላ ትግራይ