Home ዜና ጉጅለ ፋሽስት ኣብይ ኣሕመድ ደብዳብ ድሮን ኣብ ልዕሊ ተሽከርካሪት ትካል ምግቢ ዓለም(WFP)... ዜና ጉጅለ ፋሽስት ኣብይ ኣሕመድ ደብዳብ ድሮን ኣብ ልዕሊ ተሽከርካሪት ትካል ምግቢ ዓለም(WFP) ኣካይዱ September 26, 2022 1537 FacebookTwitterWhatsAppLinkedinTelegramCopy URL ጉጅለ ፋሽስት ኣብይ ኣሕመድ ኣብ ልዕሊ ተሽከርካሪት ትካል ምግቢ ዓለም(WFP) ደብዳብ ድሮን ኣካይዱ። ካብ ከተማ ሽረ ናብ ዛና ትጓዓዝ ዝነበረት ተሽከርካሪት ትካል ምግቢ ዓለም(WFP) ተማሊ ሰንበት 15 መስከረም 2015 ዓ/ም ብዝፈፀሙ ደብዳብ ድሮን ኣብ ልዕሊ ሰራሕተኛታት ትካል ምግቢ ዓለም(#WFP) ከቢድ መግዳእቲ ኣካል እንተብፅሕ ኣብ ንብረት እውን ኣዕኒዩ እዩ።