Home ዜና ጉጅለ ፋሽሽቲ ኣብይ ኣሕመድ ኣብ ከተማ መቐለ ብዝፈፀሞ ደብዳብ ድሮን 10...

ጉጅለ ፋሽሽቲ ኣብይ ኣሕመድ ኣብ ከተማ መቐለ ብዝፈፀሞ ደብዳብ ድሮን 10 ሰባት ተቐቲሎም

984
0

ጉጅለ ፋሽሽቲ ኣብይ ሎሚ 4 መስከረም 2015 ዓ/ም ንጉሆ  ከባቢ 2 ፡00 ሰዓት ኣብ ከተማ መቐለ ኣብ መንበሪ ኣባይቲ  ብዘካየዶ ደብዳብ ድሮን ክሳብ ሕዚ 10 ሰላማውያን ሰባት ከምዝተቀተሉ ተፈሊጡ፡፡ ኣብ ልዕሊ 19  ንፁሃን ሰባት ድማ ከቢድን ቀሊልን ጉድኣት ኣካል በፂሑ፡፡

 እቲ ሎሚ ዝተፈፀመ ደብዳብ ድሮን ክልተ ግዜ ዝተፈፀመ እንትኾን ኣብቲ መጀመርያ  ደብዳብ ድሮን ንዝተጎዱኡ ሰባት ንምርዳእ ዝተኣከቡ ሰባት ዳግም  ደብዳብ ብምፍፃሙ ኣብ ልዕሊ ሰባት ዝበፀሐ ጉድኣት ክዛይድ ክኢሉ እዩ፡፡

Previous articleጉጅለ ፋሽሽቲ ኣብይ ሎሚ 4 መስከረም 2015 ዓ/ም ንጉሆ  ኣብ ከተማ መቐለ ኣብ መንበሪ ኣባይቲ  ብዘካየዶ ደብዳብ ድሮን ብርክት ዝበሉ ሰላማውያን ሰባት ተቀቲሎምን፡ ኣብብርክት ዝበሉ ሰባት ከቢድ ጉድኣት ኣካልን ዕንወትንብረትን ዳሪጉ፡፡
Next articleብግንባር ፀሊሞ ዝመፀ ፀላኢ ሙሉእ ብሙሉእ ተደምሲሱ ፡፡ኣይተ ጌታቸው ረዳ ኣባል ሰንትራል ኮማንድ ትግራይ