Home ዜና ልፍንታውያን ወረርቲ ሎሚ 6 ጥቅምቲ 2015 ዓ/ም ኣብ ከተማ ሽረ ብዘካይዱዎ ደብዳብ...

ልፍንታውያን ወረርቲ ሎሚ 6 ጥቅምቲ 2015 ዓ/ም ኣብ ከተማ ሽረ ብዘካይዱዎ ደብዳብ ሮኬት ሓንቲ ኣዶ ሞይተን

872
0

ልፍንታውያን ወረርቲ ሎሚ 6 ጥቅምቲ 2015 ዓ/ም ኣብ ልዕሊ ከተማ ሽረ ሰለማውያን ሰባት ዕለማ ዝገበረ ደብዳብ ሮኬት ዛጊድ ሓንቲ ኣዶ እንትሞት፣ ህፃውንቲ ዝርከብዎም 4 ሰለማውያን ሰባት ድማ ከቢድ መቕሰልቲ በፂሑዎም ኣሎ።

Previous articleደብዳብ ድሮን ከተማ ሽረ
Next articleምግዳል ንህላወ ትግራይ