Home ማሕበራዊ ሓገዝ ንፅጉማት ወገናት

ሓገዝ ንፅጉማት ወገናት

833
0

———

ህይወት ብርሃን ቤተ-ክርስትያን መቐለ ን300 ፅጉማት ኣዴታት ንሕድሕደን 1700 ብር ድጋፍ ሂባ፡፡

እቲ ዝተውሃበ ድጋፍ ኣብታ ቤተ-ክርስትያን ብፕሮጀክት ክሕብሐባ ዝፀንሓ ኣዴታት እንትኸውን እቲ ትካል ብሰንኪ ክባን ዕፅዋን ፋሽስት ኣብይ ኣሕመድ ንዝሓለፉ ክልተ ዓመታት ካብ ወፃኢ

ትረኽቦ ዝነበረ ድጋፍ ክትረክብ ብዘይምኽኣላ እተን ኣዴታት ኣብ ሕሱም ጥሜት ወዲቐን ይርከባ ዝበለ ኣታሓባባሪ ፕሮጀክት እታ ቤተ-ክርስትያን ኣይተ ሃፍቶም ግርማይ እዚ ድጋፍ ቐፃሊ ክከውን ይግባእ ኢሉ፡፡

ተሓገዝቲ ኣዴታት ብወገነን ብሰንኪ ክባን ዕፅዋን ኣብ ከቢድ ሓሳረ መከራ ወዲቕና ኣለና ድሕሪ ምባል ድሕሪ ክልተ ዓመት ንዝቐፀለ ሓገዝ እታ ቤተ- ክርስትያን ኣመስጊነን፡፡

Previous articleከይዲ ምፅራይ ቅትለት ህፃናት  
Next articleምስሳን መፍረያይነት