Home ዜና መግለፂ ኣባላት ኣሰናዳኢት ኮሚቴ ምጥያሽ ግዝያዊ መንግስቲ ትግራይ

መግለፂ ኣባላት ኣሰናዳኢት ኮሚቴ ምጥያሽ ግዝያዊ መንግስቲ ትግራይ

1897
0

——–

ጀነራል ታደሰ ወረደ

መምህር ሙሉወርቅ ኪ/ማርያም

ካብ ዝሃብዎ መግለፂ

• ኣብ ዙርያ ምጥያሽ ግዝያዊ መንግስቲ ትግራይ ምስ መንግስቲ ፌደራል ኣብ ፅቡቕ ምርድዳእ ተበፂሑ ኣሎ

• ኣብ ውሽጥና ጠለብ ለውጢ ኣሎ ስለዚ ነዚ ምላሽ ከምዝህብ ገይርና ንሰርሕ ኣለና

• ንይምሰል ኢልና እንሰርሖ ነገር የለን ንህዝቢ ትግራይ ከም ዝኸወን ገይርና ክንሰርሕ ከም ዝግባእ ተረዳዲእና ኣለና

• ኣሳታፊ፥ ግልፂ፥ ዲሞክራስያዊ ብዝኾነ ኣገባብ ይስራሕ ኣሎ

• ዝበዝሕ ትግራዋይ ዝሳተፈሉን ዝድግፎን ክኽውን ክግበር እዩ

• ግዝያዊ መንግስቲ ትግራይ ኣብ ቀረብ ግዘ ዕላዊ ክኸወን እዩ

ሙሉእ ትሕዝቶ እቲ መግለፂ ብዝተፈላለዩ ኣማርፅታት ቴለቪዥን ትግራይ ይከታተሉ !!!

Previous articleህፃን ክናቢ ዝተፈረደሉ ህፃን
Next articleብምኽንያት ምጅማር ብረታዊ ቓልሲ ህዝቢ ትግራይን ልደት ህወሓትን በዓል 11 ለካቲት ዝተዋህበ ውድባዊ መግለፂ