Home ዜና ማሕበር ዲያስፖራ ሙስሊም ኣልነጃሺ ኮሚኒቲ ስያትልን ኣትላንታን 450 ሽሕ ብር ሓገዝ ገይሮም።

ማሕበር ዲያስፖራ ሙስሊም ኣልነጃሺ ኮሚኒቲ ስያትልን ኣትላንታን 450 ሽሕ ብር ሓገዝ ገይሮም።

971
0

እቶም ማሕበር ዲያስፖራ ሙስሊም ኣልነጃሺ ኮሚኒቲ ስያትልን ኣትላንታን ዘበርክትዎ 450 ሽሕ ብር ንሰራሕተኛታት ቴሌቪዥን ትግራይን ድምፂ ወያነ ትግራይን እንትኸውን። ቅድም ኢሉ እውን እቲ ማሕበር ካብ ወርሒ ሰነ 2014 ዓ/ም ጀሚሩ ኣብ ከተማታትን ወረዳታትን ትግራይ ንዝርከቡ ልዕሊ 3500 ወገናት ብልዕሊ 1.9 ሚሊዮን ብር ሓገዝ ከምዘበርከቱ ኣብቲ እዋን ተገሊፁ።


ዝርዝር ክነስዕብ ኢና።

Previous articleመግለፂ ሲቪል ማሕበረሰባዊ ትካላት ትግራይ
Next article  ባህሊ ምትሕግጋዝ