Home ዜና ሰበር ዜና – ደብዳብ ነፋሪት ኣብ ከተማ መቐለ

ሰበር ዜና – ደብዳብ ነፋሪት ኣብ ከተማ መቐለ

1025
0

ጉጅለ ፋሽስቲ ኣብይ ኣሕመድ ሎሚ ነሓሰ 20 /2014 ዓ/ም ሰዓት 6፡40 ኣብ ከተማ መቐለ ደብዳብ ነፋሪት ፈፂሙ ኣሎ። እዚ ጉጅለ ፋሽሽቲ ኣብይ ኣሕመድ ሎሚ ብዝፈፀሞ ደብዳብ ኣብ ከተማ መቐለ ክፍለ ከተማ ሰሜን ኣብ ዝርከብ ኣፀደ ህፃናት ከባቢኡን ብዝፈፀሞ ደብዳብ ህፃውናት ዝርከብዎም ብርክት ዝበሉ ሰለማውያን ንሞትን ከቢድ መጉዳእትን ኣብፂሑ ኣሎ፡፡

Previous articleውድቀት ፋሽስታዊ ጉጅለ
Next articleመልእኽቲ ፕረዝዳንት መንግስቲ ትግራይ ዶ/ር ደብረፅዮን ገ/ሚካኤል