Home ዜና ባንኪ ወጋገን ልዕሊ 1 ቢልዮን ቅርሺ ወፃኢ በምግባር በዓል 25 ደብሪታት ህንፃ...

ባንኪ ወጋገን ልዕሊ 1 ቢልዮን ቅርሺ ወፃኢ በምግባር በዓል 25 ደብሪታት ህንፃ ኣብ ከተማ መቐለ ንምህናፅ እምነ ሰረት ኣቐሚጡ።

547
0

እቲ ህንፃ ኣብ ጥቓ ብሄራዊ ስታዲየም ትግራይ ኣብ 3500 ካሬ መሬት ዝዓርፍ ህንፂ ኢዩ።ነዚ እምነ ሰረት ዘንበሩ ፕሬዚደንት ግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ ጌታቸው ረዳ ባንኪ ወጋገን ኣብ ዳግመ ህንፀት ትግራይ ዓብይ እጃም ከበርክት ከምዝግባእ ሓቢሮም።ብሜላት ሰለሙን

Previous articleንመርትዖታት ገበናት ኲናት ዝጠቕሙ ምስልታት ካብ ማሕበራዊ መራኸቢታት ይጠፍኡ ከምዘለው ቢቢሲ ፀብፂቡ።
Next articleሓሰኻ በለስ ዘጥፍእ ሓዱሽ ዝተምሃዘ ኬሚካል ዛጊድ ብዝተገበረ ፈተነ ዉፅኢታዊ ይኸውን ኣሎ ተባሂሉ።