Home ዜና ብሰንኪ ወረርቲ ሓይልታት ካብ መረበቶም ተመዛቢሎም ኣብ ከተማ ኣኽሱም ኣዕቒቦም ዝርከቡ ተመዛበልቲ...

ብሰንኪ ወረርቲ ሓይልታት ካብ መረበቶም ተመዛቢሎም ኣብ ከተማ ኣኽሱም ኣዕቒቦም ዝርከቡ ተመዛበልቲ ሰላማዊ ሰልፊ ኣካይዶም።

507
0

እቶም ተመዛቢሎም ኣብ ዘካየድዎ ሰልፊ ናብ መረበትና ብህፁፅ ንመለስ፣ ወረርቲ ሓይልታት ካብ መሬት ትግራይ ይውፅኡ፣ ግዝኣታዊ ሓድነት ትግራይ ናብ ንቡር ይመለስ፣ ፌደራል መንግስትን ግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይን ስምምዕ ፕሪቶርያ ብህፁፅ ይፈፀም፣ ጥሜትን ምንገልታዕን ተመዛባላይ የብቅዕ፣ ተሓራሲ መሬት እናሃለወና ክንጠሚ ኣይግባእንካልኦትን ዝብሉ ጭርሖታት ብምሓዝ ድምፆም ኣስሚዖም።

Previous articleሰላማዊ ሰልፊ ተመዛበልቲ ኣብ ከተማ ሽረ እንዳስላሴ
Next articleላዕለዎት ኣመራርሓ ግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ ምስ ማሕበረሰብ ዳያስፖራ ልዝብ ንምግባር መደብ ሒዞም ምህላዎም ተገሊፁ።