Home ዜና ብግንባር ፀሊሞ ዝመፀ ፀላኢ ሙሉእ ብሙሉእ ተደምሲሱ ፡፡ኣይተ ጌታቸው ረዳ ኣባል ሰንትራል...

ብግንባር ፀሊሞ ዝመፀ ፀላኢ ሙሉእ ብሙሉእ ተደምሲሱ ፡፡ኣይተ ጌታቸው ረዳ ኣባል ሰንትራል ኮማንድ ትግራይ

3682
0

4 መስከረም 2015 ዓ/ም  ፀላኢ  ኣብ ግንባር ፀሊሞ   ኣብ ውሽጢ 90 ትርብዒት ኪሎ ሜትሮ ኣሰሊፍዎ ዝነበረ ብዓሰርተ ኣሽሓት ዝቑፅር ሰራዊት   ጅግና ሰራዊት ትግራይ ብዝፈነዎ ፀረ መጥቃዕቲ ምሉእ ብሙሉእ ተደምሲሱን ዝተረፈ  ድማ  ተበታቲኑ ይሃድም ከምዘሎ ኣባል ሰንትራል ኮማንድ ኣይተ ጌታቸው ረዳ ሎሚ ኣብ ዝሃብዎ መግለፂ ሓቢሮም ፡፡

ከም መግለፂ ኣይተ ጌታቸው  ፀላኢ  ሙሉእ ትግራይ ንምቁፅፃር ብኹሎም ግንባራት  ዝኸፈቶ መጠነ ሰፊሕ መጥቃዕቲ ሙሉእ ብሙሉእ ፈሺሉ ኣሎ፡፡

ሙሉእ ትሕዝቶ መግለፂ ኣብ ቴሌቪን ትግራይ ይከታተሉ፡፡

Previous articleጉጅለ ፋሽሽቲ ኣብይ ኣሕመድ ኣብ ከተማ መቐለ ብዝፈፀሞ ደብዳብ ድሮን 10 ሰባት ተቐቲሎም
Next articleዜና ትግርኛ ምሸት ሰዓት 1፡00 – 5 መስከረም 2015 ዓ/ም