Home ዜና ብፍሉይ ልኡኽ ኣሜሪካ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪካ ኣምባሳደር ማይክ ሃመር ዝተመርሐ ጉጅለ ልኡኽ...

ብፍሉይ ልኡኽ ኣሜሪካ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪካ ኣምባሳደር ማይክ ሃመር ዝተመርሐ ጉጅለ ልኡኽ መቐለ ኣትዩ።

674
0


እቲ ጉጅለ ልኡኽ ኣብ ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ ኣሉላ ኣባ ነጋ እንትበፅሕ ብላዕለዎት ሓለፍቲ ግዚያዊ ምምሕዳር ትግራይ ኣቀባብላ ተገይርሉ።
ኣምባሳደር ኣሜሪካ ኣብ ኢትዮጵያ ትሬሲ ጃኮፕሰን እውን ናብ መቐለ ካብ ዝኣተወ ጉጅለ ሓንቲ እየን።


ምስ ፕረዚዳንት ግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ ኣይተ ጌታቸው ረዳ ፣ ትካላት ሰብኣዊ ሓገዝን ተቖፃፃሪ ኮሚቴ ሕብረት ኣፍሪካን ዘተ ክገብር ትፅቢት ይግበረሉ።
ብ ገብረእግዚኣብሄር ታደለ

Previous article“ንሰላም ኩሉ ክንገብር ኢና፣ምስ መንግስቲ ፌዴራል ዘለና ርክብ ዝያዳ ክነጠናኽር ኢና” – ፕሬዚዳንት ግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ ጌታቸው ረዳ
Next articleዝቐፀለ ዘተ ምምሕዳራት መቐለን ኣዲስ ኣበባን