Home ዜና ንሰላም ዝወፈሩ ሰላም ዝሰአኑ

ንሰላም ዝወፈሩ ሰላም ዝሰአኑ

992
0

ንሕና ሰራዊት ሓይሊ ምክልኻል ኢትዮጵያ ብምኻን አብ UNISFA ሱዳን አብዬ ዓለም ለኸ ዓቃቢ ሰላም ዝነበርና ላዕለዎት መኮንናት ግቡእና ፈፂምና ብሰንኪ እቲ ሐዚ አብ ኢትዮጵያ ዘሎ አብ ልዕሊ ደቂ ትግራይ ዝበፅሕ ዘሎ ጆኖሳይድ ብጅምላ ምእሳር፣ ምቅታል፣ ምፍንቃል፣ ንብረት ምዕናውን ትግራዋይ ንምንፃት ዘሓንፀፅዎ ናይ ጥፍአት ፕሮጀክት ብኲናት ስለዘይከኣሉ ብዕፅዋን ክባን ህዝብና ብጥሜትን ስእነት መድሓኒትን ክመውት ፈሪዶምሉ እዮም፡፡

ንሕና ሰራዊት ሓይሊ ምክልኻል ኢትዮጵያ ብምኻን አብ UNISFA ሱዳን አብዬ ዓለም ለኸ ዓቃቢ ሰላም ዝነበርና ላዕለዎት መኮንናት  ነዙይ ዝቅበል ስነልቦና ስለዘይብልና ኣብ ክሊ ፀገም ኮይና ንሕና እውን ናይቲ ፀገም ሓደ ኣካል ብምዃና ኣብ ኡጋንዳ ዑቁባ ሓቲትና እንነብር ዘለና ህዝቢ ትግራይ ብሰንኪ ከቢድ ዓፀቦ ዘሎዎ ኸቢድ ጥሜትን ስእነት መድሓኒትን መሰረታዊ መፍትሒ ንምርካብ መንግስቲ ትግራይ ብዝገበሮ ፃውዒት ሓገዝ ብሰናይ ድሌትና ፀገምና ተፃዊርና $11,300 ንሳልሳይ ግዘ ዝቀረበ ፃውዒት ሓገዝ ኣወፊና ኣለና።

ትግራይ ትስዕር

Previous articleገበናት ፅንተት ዘርኢ ትግራይ
Next article“ጉጅለ ፋሽሽት ኣብይ ንሰላም ቅሩብ ንምዃን ተበግሶ ኣለኒ ምባሉ መንግስቲ ትግራይ ብኣወንታ ይቕበሎ።”ወሃቢ ቃል ሴንተራል ኮማንድ ትግራይ  ኣይተ ጌታቸው ረዳ