Home ዜና ኣዋጅ እቶ እቶ ኣብ ከተማ ጋምቤላ

ኣዋጅ እቶ እቶ ኣብ ከተማ ጋምቤላ

816
0

ኣብ ክልል ጋምቤላ ከተማ ጋምቤላ ኣዋጅ እቶ እቶ ተኣዊጁ። ናይቲ ክልል ርክብ ህዝብን መንግስትን ከምዝገለፆ እቲ ዝተኣወጀ ኣዋጅ እቶ እቶ ኣብታ ከተማ ተስፋሕፊሑ ንዘሎ ዘይሕጋዊ ምንቅስቓስ ንምቁፅፃር ዝዓለመ እዩ ክብል  ቢቢሲ ፀብፂቡ።

ድሕንነት ህዝቢ ውሑስ ንምግባር ዓቕሚ ዝሰኣነ መንግስቲ ኢትዮጵያ ቅድሚ ሰሙን ኣቢሉ እዉን ኣብ ክልል ቤንሻንጉል ጉሙዝ ከተማ ኣሶሳ ተመሳሳሊ ኣዋጅ ኣተግቢሩ እዩ።

ተስፋዝጊ ዓስበይ

Previous articleወፍሪ ምትኻል ፈልሲ
Next articleመደናገሪ መግለፂ ጉጅለ ፋሽስት ኣብይ ኣሕመድ