Home ዜና ”እቲ ስምምነት ሰላም ምስ መንግስቲ ኢትዮጵያን እዩ  ስለዚ ነናይ ባዕልና ሓላፍነት ኣለና...

”እቲ ስምምነት ሰላም ምስ መንግስቲ ኢትዮጵያን እዩ  ስለዚ ነናይ ባዕልና ሓላፍነት ኣለና መንግስቲ ኤርትራን ሓይሊታት ኣምሓራን ምስ ስራዊት ኢትዮጵያን ኮይኖም እዮም ናብቲ ኩናት ኣትዮም።ንዐኦም ናይ ምውፃእን  ሓላፍነት ዘለዎ መንግስቲ ኢትዮጵያን ናይ ኢትዮጵያ ሓይሊ ምኽልኻልን እዩ።” /ተጋዳላይ ታደሰ ወረደ/

1564
0

—-

”እቲ ስምምነት ሰላም ምስ መንግስቲ ኢትዮጵያን እዩ  ስለዚ ነናይ ባዕልና ሓላፍነት ኣለና መንግስቲ ኤርትራን ሓይሊታት ኣምሓራን ምስ ስራዊት ኢትዮጵያን ኮይኖም እዮም ናብቲ ኩናት ኣትዮም።ንዐኦም ናይ ምውፃእን  ሓላፍነት ዘለዎ መንግስቲ ኢትዮጵያን ናይ ኢትዮጵያ ሓይሊ ምኽልኻልን እዩ።” /ተጋዳላይ ታደሰ ወረደ/

—-

ስምምነት ሰላም ከም ስልቲ ዘይኮነስ ስትራቴጂካዊ ባህግን ድሌትን ህዝቢን መንግስቲ ትግራይን ብምዃኑ  ነዚ ዘተ ሰላም ዘተዓናቅፉ ዘለው ዑጡቃት ሓይልታት ኣምሓራን ሰራዊት ኤርትራን ብህፁፅ ካብ መሬት ትግራይ ናይ ምውፃእ ሓላፍነት ናይ መንግስቲ ፌደራልን ሰራዊት ሓይሊ ምክልኻል ኢትዮጵያን ምዃኑ ተጋዳላይ ታደሰ ወረደ ንቴሌቪዥን ትግራይ ኣብ ዝሃብዎ መብርሂ ገሊፆም።

በቲ ዝተፈረመ ስምምዕነት ሰራዊት ትግራይ ዕጥቁ ዝፈትሕ ውሕስነት ህዝቢ ትግራይ ሙሉእ ብሙሉእ ምስተረጋገፀ ከምዝኾነ ድማ ወሲኾም ገሊፆም ።

Previous articleተደራደርቲ መንግስቲ ትግራይ ኣብ እዋናዊ ጉዳይ ኣመልኪቶም ንጋዜጠኛታት ካብ ዝሃብዎ መብርሂ
Next articleዶክተር ቴዎድሮስ ኣድሓኖም ብሉፅ ኣፍሪካዊ ፅዕንቶ ፈጣሪ ኮይኖም ተሓሪዮም።