Home ዜና ካብ መግለፂ ኣባል ሰንተራል ኮማንድ መንግስቲ ትግራይ ኣይተ ጌታቸው ረዳ

ካብ መግለፂ ኣባል ሰንተራል ኮማንድ መንግስቲ ትግራይ ኣይተ ጌታቸው ረዳ

1356
0

– ዝሓልፉ 11 መዓልቲታት ኣብ ትግራይ መስተንክራትን ታሪኽን ዝትመዝገበለን እየን።

– ህዝቢ ትግራይ ሐዚ እውን ኣብ ደቅኻ ተኣማመን።

– መስርዕ ሰራዊት ከይዛሪ ክንስለፍን ክንኸትትን ይግባእ።

– ሰራዊት ኢሳያስ ብምሉእ ዓቅሚ ይሳተፍ ኣሎ።

– ጥምረት ሰራዊት ኣብይን ኢሳያስ ኣብ’ቲ ኩናት ዘምፅኦ ለውጢ የለን። ስለዚ ኩሎም ህዝቢታት ኢትዮጵያን ኤርትራን ነቲ ኲናት ክቃወሙ ይግባእ።

– ህዝቢ ኤርትራ፣ ህዝቢ ዓፋርን ህዝቢ ኣምሓራን ምስ ህዝቢ ትግራይ ብፅቡቕ ጉርብትና ንክነብር ከም መርሕነት መንግስቲ ትግራይ እና ንሰርሕ ዘለና።

– ሐዚ እውን ድልየት ህዝቢን መንግስትን ትግራይ ሰላም እዩ።

ምሉእ ትሕዝቶ እቲ ጋዜጣዊ መግለፂ ሎሚ ምሸት ይፀበዩና።

Previous articleካብ መግለፂ ዋና ኣዛዚ ሰራዊት ትግራይ ተጋዳላይ ታደሰ ወረደ
Next articleስቕያት ተወለድቲ ትግራይ ነበርቲ ኣዲስ ኣበባ