Home ዜና ዉሳነ ላዕለዋይ ቤት ክህነት መንበረ ሰላማ ከሳቴ ብርሃን

ዉሳነ ላዕለዋይ ቤት ክህነት መንበረ ሰላማ ከሳቴ ብርሃን

970
0

ላዕለዋይ ቤት ክህነት መንበረ ሰላማ ከሳቴ ብርሃን ቤተ ክርስትያን ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ትግራይ ኣብ ውሽጢ ዓድን ወፃእን 10 ኤጵስ ቆጶሳት ኣብ ቀረባ መዓልቲ ከም ዝሸዉም ኣፍሊጡ።ላዕለዋይ ቤት ክህነት ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተ ክርስትያን ትግራይ ኣብ ትግራይ ዘገልግሉ ኤጲስ ቆጶሳት ዞባ ደቡብ ምብራቕ ትግራይ፣ዞባ ምዕራብ ትግራይ፣ዞባ ደቡብ ትግራይ እንትኾኑ ኣብ ወፃኢ ድማ ኣብ ሰሜን ኣሜሪካ፣ ኣዉሮጳ፣ ኣወስትራሊያ፣ ካናዳን ማእኸላይ ምብራቕን ክሸዉም ወሲኑ ኣብ ቀረባ መዓልቲ ተሸይሞም ዕላዊ ስረሖም ከም ዝጅምሩ ሓቢሩ ።

Previous articleምጅማር ግልጋሎት ምቁራፅ ትኬት በረራ ኣየር ኣብ ከተማ መቐለ
Next articleዘላቒ ሂወት ስድራ ስውኣት፤ ጉድኣት ኣካል ተጋደልትን ብሓፈሻ ሂወት ተጋዳላይ ትግራይ ውሕስ ንምግባር ዓሊሙ ንዝተጣየሸ ኮሚሽን ሓርበኛታት ትግራይ ምድጋፍ ሓበራዊ ዕማም ተጋሩ እዩ ኢሎም ኣቦ ወንበር ቦርድ እቲ ኮሚሽን ተጋዳላይ ታደሰ ወረደ