Home ዜና ዋሕዚ መናእሰይ ናብ ቃልሲ

ዋሕዚ መናእሰይ ናብ ቃልሲ

873
0

ብልፍንቲ ህላው ህዝቢ ትግራይ  ንምጥፋእ  ዓሊሞም ዝተበገሱ ወረርቲ ንምድምሳስ ናብ ቃልሲ ዝተፀምበሩ መናእሰይ ከተማ መቐለ ህዝቢ ትግራይ ካብ ሕሉፍ ተግባር ፋሽስታውያን ተማሂሩ ሰሚሩ ክቃለስን  ክምክቶምን ፀዊዖም፡፡

Previous articleደጀንነት ነበርቲ ወረዳ ኦፍላ
Next articleደብዳብ ኣብ ዓብይ ዓዲ