Home ዜና ዑደት ኣምባሳድራት ኣብ መቐለ

ዑደት ኣምባሳድራት ኣብ መቐለ

1804
0

ናይ ኣሜሪካ  ፡ኢንግሊዝ ፡ ባንኪዓለምን  ልምዓት ባንኪ ኣፍሪካን ዝርከብዎም ልዕሊ 30 ኣምባሳደራትን ተወከልቲ ዓለም ለኻዊ ትካላትን  ኣብ መቐለ ዑደት ኣሳሊጦም ፡፡

 እዚ ዑደት ድሕሪ ስምምዕነት ፕሪቶርያ ፈለማይ ዓለምለኻዊ ዲፕሎማት ዘካየድዎ ዑደት ምኻኑ እቲ ዝተከተመ ስምምዕነት ሰላም ንቅድሚት ንምሰጓሙ  ከም መርኣያ ኮይኑ ኣሎ፡፡

Previous articleዘላቒ ሰላም ንምምፃእ ዘሐግዝ ዑደት
Next articleምትእጉጓል ተጓዓዝቲ ካብ መቐለ ናብ ኣዲስ ኣበባ