Home ዜና ደብዳብ ድሮን ኣብ ከተማ መቐለ

ደብዳብ ድሮን ኣብ ከተማ መቐለ

782
0

ጉጅለ ፋሽስት ኣብይን ወልቀመላኺ ኤሳያስን ኣብ ከተማ መቐለ ሰንበት 13 ጥቅምቲ 2015 ዓ/ም ፍርቂ ለይቲ ብዘካየዶ ደብዳብ ድሮን ሓደ ሰለማዊ ሰብ ቆሲሎ፡፡

Previous articleደብዳብ ኣብ ዓብይ ዓዲ
Next articleመግለፂ ፕረዝዳንት መንግስቲ ትግራይ ዶ/ር ደብረፅዮን ገ/ሚካኤል