Home ዜና ደብዳብ ድሮን ጉጅለ ፋሽስቲ ኣብ ዩኒቨርስቲ መቐለ  ካምፓስ ዓዲ ሓቂ

ደብዳብ ድሮን ጉጅለ ፋሽስቲ ኣብ ዩኒቨርስቲ መቐለ  ካምፓስ ዓዲ ሓቂ

2522
0

ጉጅለ ፋሽሽቲ ኣብይ ኣሕመድ  ሎሚ ወጋሕታ ኣብ ዩኒቨርስቲ መቐለ  ካምፓስ ዓዲ ሓቂ ኣብ መሰረተ ልምዓት ትምህርቲን ንብረትን ሰላማውያን ሰባት ን ደብዳብ ድሮን  ፈፂሙ፡፡ በቲ ደብዳብ ድሮን  ኣብ ዩኒቨርስቲ ኣብቲ ካንፓስ ከባቢ ኣብ ሰብን ንብረት ከቢድ ጉድኣት ኣብፂሑ እዩ፡፡

እቲ ጉጅለ ፋሽስቲን መላፍንቱን  እዚ ደብዳብ  ዝፈፀመሉ  ኣጋጣሚ ድማ መንግስቲ ትግራይ ብዕሊ ንሰላምን ተፃብኦ ደው ምባልን ቅሩብ ምዃኑ ኣብዝገለፀሉ እዋን ምኻኑ እቲ ስርዓት ካብመሰረቱ ፀረ ሰላም ሓይሊ ምኻኑ ዘመላኸተ ኾይኑ ኣሎ፡፡

Previous articleኲናት ትግራይ ብዘተ ንምፍታሕ ብኣይተ ጌታቸው ረዳን ጀነራል ፃድቃን ገ/ትንሳኤን ዝምራሕ ጉጅለ ምጥያሹ መንግስቲ ትግራይ ዕላዊ ገይሩ፡፡
Next articleየትግራይ ሰራዊት ዋና አዛዥ ተጋይ ታዳሰ ወረደ መግለጫ – መስከረም 3, 2015 ዓ/ም