Home ዜና ጉጅለ ልኡኽ መንግስቲ ፌደራል መቐለ ኣትዮም

ጉጅለ ልኡኽ መንግስቲ ፌደራል መቐለ ኣትዮም

1036
0

ብኣፈ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ወከልቲ ህዝቢ ኣይተ ታገሰ ጫፎ ዝትመረሐ ጉጅለ ልኡኽ መንግስቲ ፌደራል ሎሚ መቐለ ኣትዮም። እቶም ልኡኻት መንግስቲ ፌደራል ብሰብ ስልጣን መንግስቲ ትግራይ፣ መረሕቲ ሃይማኖትን ዓብይቲ ዓድን ኣብ መዕረፊ ነፈርቲ ኣሉላ ኣባነጋ ኣቀባበል ተገይሩሎም።

Previous article ሳዕቤን ስእነት መድሓኒት
Next articleዘላቒ ሰላም ንምምፃእ ዘሐግዝ ዑደት