Home ዜና ጉጅለ ፋሽስት ኣብይ ኣሕመድ ደብዳብ ድሮን ኣብ ልዕሊ ተሽከርካሪት ትካል ምግቢ ዓለም(WFP)...

ጉጅለ ፋሽስት ኣብይ ኣሕመድ ደብዳብ ድሮን ኣብ ልዕሊ ተሽከርካሪት ትካል ምግቢ ዓለም(WFP) ኣካይዱ

1329
0

ጉጅለ ፋሽስት ኣብይ ኣሕመድ ኣብ ልዕሊ ተሽከርካሪት ትካል ምግቢ ዓለም(WFP) ደብዳብ ድሮን ኣካይዱ። ካብ ከተማ ሽረ ናብ ዛና ትጓዓዝ ዝነበረት ተሽከርካሪት ትካል ምግቢ ዓለም(WFP) ተማሊ ሰንበት 15 መስከረም 2015 ዓ/ም ብዝፈፀሙ ደብዳብ ድሮን ኣብ ልዕሊ ሰራሕተኛታት ትካል ምግቢ ዓለም(#WFP) ከቢድ መግዳእቲ ኣካል እንተብፅሕ ኣብ ንብረት እውን ኣዕኒዩ እዩ።

Previous article“ፍትሓዊ ዕላማ ክሳብ ዝሓዝና ዋሕስ ህልውና ትግራይን ህዝባን ዝኾነ ሓየት ሰራዊትና መስተንክራዊ ጅግንነቱ ኣጠናኺሩ ክሳብ ዝቐፀለን ዓወት ህዝቢ ትግራይ ዝግሃደሉ እዋን ርሑቕ ኣይኸውንን።”ቢሮ ርክብ ህዝብን መንግስትን ትግራይ
Next articleመልእኽቲ ፕረዝዳንት መንግስቲ ትግራይ ደብረፅዮን ገ/ሚካኤል(ዶ/ር)