Home ዜና ጉጅለ ፋሽሽቲ ኣብይ ሎሚ 4 መስከረም 2015 ዓ/ም ንጉሆ  ኣብ ከተማ መቐለ...

ጉጅለ ፋሽሽቲ ኣብይ ሎሚ 4 መስከረም 2015 ዓ/ም ንጉሆ  ኣብ ከተማ መቐለ ኣብ መንበሪ ኣባይቲ  ብዘካየዶ ደብዳብ ድሮን ብርክት ዝበሉ ሰላማውያን ሰባት ተቀቲሎምን፡ ኣብብርክት ዝበሉ ሰባት ከቢድ ጉድኣት ኣካልን ዕንወትንብረትን ዳሪጉ፡፡

4846
0
Previous articleጉጅለ ፋሽሽቲ ኣብይ ሎሚ 4 መስከረም 2015 ዓ/ም ንጉሆ  ኣብ ከተማ መቐለ ኣብ መንበሪ ኣባይቲ ደብዳብ ድሮን ብምክያድ ኣብ ልዕሊ ሰላማውያን ሰባትን ንብረትን  ከቢድ ጉድኣት ኣብፂሑ ፡፡
Next articleጉጅለ ፋሽሽቲ ኣብይ ኣሕመድ ኣብ ከተማ መቐለ ብዝፈፀሞ ደብዳብ ድሮን 10 ሰባት ተቐቲሎም