Home ዜና ጋዜጣዊ መግለፂ ዋና ኣዛዚ ሰራዊት ትግራይ ተጋዳላይ ታደሰ ወረደ

ጋዜጣዊ መግለፂ ዋና ኣዛዚ ሰራዊት ትግራይ ተጋዳላይ ታደሰ ወረደ

2047
0

ጉጅለ ፋሽሽቲ ኣብይ ኣሕመድን ውልቀመላኺ ኢሳያስ ኣፈወርቅን ትግራይ ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ንምእታው ብ3ተ ምዕራፍ ዝፈተንዎ መጠነ ሰፊሕ ጥቃዕቲ ሙሉእ ብሙሉእ ከምዝፈሸለ ዋና ኣዛዚ ሰራዊት ትግራይ ተጋዳላይ ታደሰ ወረደ ገሊፅፆም።

3 መስከረም 2015 ዓ/ም እቶም ዋና ኣዛዚ ሰራዊት ትግራይ ኣብ ዝሃብዎ ጋዜጣዊ መግለፂ ሰራዊት ትግራይ ብዝገበሮ ዘሎ ፀረ መጥቃዕቲ ክሳብ ሕዚ ተራእዩም ዘይፈልጡ ኣፅዋራት ካብ ፀላኢ ከምዝተመንዝዑ ኣፍሊጦም።

ዕላማ ሰራዊት ትግራይ እቲ ጉጅለ ፋሽስትን መላፍንቱን ተገዲዶም ናብ ሰላም ኣማራፂ ክመፁ ምግባር ምኻኑ እቶም ዋና ኣዛዚ ሓቢሮም።

Previous articleየትግራይ ሰራዊት ዋና አዛዥ ተጋይ ታዳሰ ወረደ መግለጫ – መስከረም 3, 2015 ዓ/ም
Next articleሰበር ዜና ዓወት – 3 መስከረም 2015 ዓ/ም