Home ዜና ግደ ሙሁራንን ሰብ ሞያን ትግራይ

ግደ ሙሁራንን ሰብ ሞያን ትግራይ

938
0

ፕረዚደንት መንግስቲ ትግራይ ዶ/ር ደብረፅዮን ገ/ሚካኤል ዓለም ለኸ ማሕበር መሁራንን ሰብ ሞያን ትግራይ ጅኤስቲኤስ ኣብ ጎኒ ህዝቦም ደው ብምባል ነቲ እዋን ዝምጥን ኩለመዳያዊ ቓልሲ ብምክያድ ታሪኽ ዘይርስዖ መስተንክራዊ ዓወታት ኣመዝጊቦም እዮም ድሕሪ ምባል ሐዚ እውን ትግራይ ካብ ዘጋጠማ ዕፅዋን ክባን ፈንፂሕኻ ንምዉፃእ ኣብ ዝግበር ርብርብ ቓልሶም ከሕይሉ ፀዊዖም፡፡

ዶ/ር ደብረፅዮን ነዙይ ዝገለፁ ዓለም ለኸ ማሕበር መሁራንን ሰብ ሞያን ትግራይ ጅኤስቲኤስ ኣብ ከተማ መቐለ ኣብ ዝኻየዶ ዋዕላ እዩ፡፡ብህይወት ብርሃነ

Previous articleቅትለት ተወለድቲ ኦሮሞ
Next articleሓደሽቲ ተመረቕቲ ኣባላት ፖሊስ ትግራይ፣ ኣብ ዞባ ሰሜን ምዕራብ