Home ዜና ፈልሲ ምትካልና ኣካል መኸተና

ፈልሲ ምትካልና ኣካል መኸተና

1719
0

ኣባላት ሰራዊት ትግራይ ወፍሪ ተኸላ ፍልሲ ኣካይዶም ።

ቢሮ ሕርሻን ልምዓት ገፀርን ትግራይ ምስ ኣባላት ሰራዊት ትግራይ ብምኻንኣብ ወረዳ እንደርታ ወፍሪ ተኸላ ፈልሲ ኣካይዶም ። እቲ ወፍሪ ተኸላ ፈልሲ ብወረርትን ፋሽስታውያንን ዝበረሰ ደኒ ትግራይ ንምትካእ ዝዓለመ እንትኾን ሰራዊት ትግራይ ኣብ ግንባርን ደጀንን ዝገብርዎ ዘለዉ ኩለ መዳይ መኸተ ዘመልክትን ህዝባዊነቱ ዘረጋገፀሉን እዩ ተባሂሉ ።

ዝርዝሩ ክነስዕብ ኢና።

Previous articleኣብ ኦሮሚያ ብኣሽሓት ዝግመቱ ሰላማዊ ሰባት ከምዝተጨፍጨፉ ኣባል ብልፅግና ኣቃሊዑ
Next articleለበዳ ሕማም ዓሶ ኣብ ትግራይ