Home ዜና ፋሽስት ጉጅል ኣብይ፣ ሎሚ 24 መስከረም ኣብ ከባቢ ዓዲ ዳዕሮ ብዘካየዶ ድብዳብ...

ፋሽስት ጉጅል ኣብይ፣ ሎሚ 24 መስከረም ኣብ ከባቢ ዓዲ ዳዕሮ ብዘካየዶ ድብዳብ ድሮን   ልዕሊ 50 ሰለማውያን ሰባት ሞይቶም

2768
0
صور من يوم ٢٧، سبتمبر، عام ٢٠٢٢

ፋሽስት ጉጅል ኣብይ ኣሕመድ ሎሚ 24 መስከረም 2015 ዓ/ም ኣብ ከባቢ ዓዲ ዳዕሮ ተመዛቢሎም ይንቀሳቐሱ ኣብ ልዕሊ ዝነበሩ ተመዛበልቲ ዞባ ምዕራብ ትግራይ ብዝካየዶ መስካሕከሓይ ደብዳብ ድሮን፣ ዛጊድ ልዕሊ 50 ሰባት እንትሞቱ ልዕሊ 70 ዝኾኑ ከቢድ መቁሰልቲ በፂሕዎም ኣሎ። እቶም ከቢድ ጉድኣት ዝበፀሖም ወገናት ድማ ብስንኪ ስእነት መድሓንትን ናውቲ ሕክምናን ኣብ ከቢድ ስቓይ ከምዝርከቡ መሳርሕትና ኣፈወርቅ ገ/ህይወት ካብ’ቲ ቦታ ፀብፂቡ።

Previous articleጉጅለ ፋሽስቲ ኣብይን ውልቀ መላኺ ኢሳያስን ኣብ ከተማ ዓዲ ዳዕሮ ደግማይ ደብዳብ ኣብ ልዕሊ ሰለማውያን ፈፂሞም።
Next articleሰሙናዊ መልእኽቲ ቢሮ ርክብ ህዝብን መንግስትን ትግራይ