Home ዜና ብክልል ዓፋር ብበራሕለ ዝመፀ 5 ክፍላተ ሰራዊት ውልቀመላኺ ኢሳያስ ኣፈወርቂ ተደምሲሱ።

ብክልል ዓፋር ብበራሕለ ዝመፀ 5 ክፍላተ ሰራዊት ውልቀመላኺ ኢሳያስ ኣፈወርቂ ተደምሲሱ።

1399
0

ብክልል ዓፋር ብበራሕለ  ናብ ትግራይ ንምእታው ዓሊሙ ዝተዋፈረ 5 ክፍላተ ሰራዊት ውልቀመላኺ ኢሳያስ ኣፈወርቂ ተደምሲሱ።

ክፍላተ ሰራዊታት 22፣ 30፣ 38፣ 61ን 67 ምስ መካናይዝድ ብርጌዳቶም ተሓጊዙ ንትግራይ ከበሳብስ ዓሊሙ ዝመፀ ሰራዊት፣ ብሓየት ሰራዊት ትግራይ  ተደምሲሱ። ኣዘዝቲ ሰራዊት ዝርከብዎም ምዉታት፣ ቁሱላትን ምሩኻትን ኮይኖምን ተበታቲኖምን እዮም። ክብሉ ኣባል ሰንትራል ኮማንድ መንግስቲ ትግራይ ኣይተ ጌታቸው ረዳ ኣብ ትዊተር ገፆም ዕላዊ ጌሮም፡፡

Previous articleመልእኽቲ ፕረዝዳንት መንግስቲ ትግራይ ደብረፅዮን ገ/ሚካኤል(ዶ/ር)
Next articleሰሙናዊ መልእኽቲ ቢሮ ርክብ ህዝብን መንግስትን ትግራይ ወይከ ፈተኽ!!