DON'T MISS
ህዝቦም ካብ ሙሉእ ፅንተት ዘድሐኑ ጀጋኑ
ተጋደልቲ ትግራይ ህዝቦም ካብ ፅንተት ዘድሐኑ ብሄራዊ ጀጋኑ እዮም- ነባራት ተጋደልቲ፡፡ህዝቢ ትግራይ ከም ህዝቢ ኣብ ዝሓለፉ ሰለሰተ ዓመታት ዘካየዶ ናይ ፅንተት መኸተ ሃለዋቱን ድሕንነቱ...
ህዝቢ ትግራይ ብሰንኪ ጀኖሳይዳዊ ኲናት ዝበፀሖ ኩለመዳይ ማህሰይቲ ንክሓዊ ወለዶ ብዝግባእ...
ምጅማር ትምህርቲ ጉዳይ ምድሓን ወለዶ ትግራይ ከምዝኾነ ዝሓበሩ ኣብ ወረዳ እምባ ኣላጀ መምህራንን ኣመራርሓን ትምህርቲ ኩሉ ዕድመኡ ንትምህርቲ ዝኣኸለ ናብ መኣዲ ትምህርቲ ክኸትት ፀዊዖም፡፡
መህራን...
GADGET WORLD
TRAVEL GUIDES
ኣብ ትግራይ ልዕሊ 180 ሽሕ ኣረጋውያን ኣብ ከቢድ ማሕበረ-ቁጠባዊ ፀገማት ይርከቡ...
ፅንተታዊ ኲናት ዝፈጠሮ ኣብ ከቢድ ማሕበረ-ቁጠባዊ ፀገማት ወዲቖም ዝርከቡልዕሊ 180 ሽሕ ኣረጋውያን ንምድጋፍ መንግስታውን ዘይመንግስታውን ትካላት ክረባረቡ ቢሮ ማሕበራውን እግሪ ምትካልን ትግራይ ፀዊዑ።
እቲ ቢሮ...
ኣብ #እስራኤል ዝርከቡ #ዳያስፖራ ትግራይን ግዱሳት ኤርትራውያን ንልዕሊ 600 ዝተፀገሙ መራሕቲ...
ብሰንኪ ፋሽሽታውያን ወረርቲ ኣብ ሙሉእ ዕፅዋ ዝርከብ ህዝቢ #ትግራይ ንምድሓን ኣብ እስራኤል ዝርከቡ ተወለድቲ ከተማ ዛላምበሳ፡ ወረዳ ጉለመኸዳን ግዱሳት ኤርትራውያን ኣብ ከተማ ዓዲ ግራትን...
LATEST REVIEWS
FASHION AND TRENDS
ኩሉም ዓቅምታት ንምፍታሕ ፀገማት ትግራይ
ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ትግራይ ኣጋጢሙ ዘሎ ከቢድ ሓደጋ ንምፍታሕ ኩሉ ዓቅሚ ትግራይ ምጥቃም ኣገዳሲ እዩ፡ - ፕረዚደንት ጌታቸው
ፕረዚደንት ግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ ኣይተ ጌታቸው ረዳ ...
ሓሰኻ ባርኖስ ኣብ ዞባ ደቡብ ትግራይ
ሓሰኻ ባርኖስ ኣብ ኩለን ጣብያታት ወረዳ ራያ ዓዘቦ ኣብ 2495 ሄክታር ጉድኣት ከም ዘብፀሐ ምምሕዳር እታ ወረዳ ኣፍሊጡ።
መቐለ፣ሰነ 02፣2015 (ኤመሓት) ኣብ ዞባ ደቡብ ትግራይ...












































