LATEST ARTICLES

ሳልሳይ መድረኽ ቅድድም ብሽክሌታ ኣብ ከተማ ኣኽሱም ይካየድኣሎ

0
ኣብ ከተማ ኣኽሱም ይካየድ ዘሎ ሻምፕዬና ብሽክሌታ ባንኪ ወጋገን ብውድድር ማውንቴን ደሳለይ ሃፍታይ ካብ ግልጋሎት ማይ ዓዲግራት ቀዳማይ ደረጃ እንትሕዝ ብኮርሶ ደቂ ኣንስትዮ ድማ...

ብወገን ትግራይ ኣብ ኣላማጣ ዝተጀመረ ጎንፂ የለን፤ ፌደራል መንግስቲ እውን ሓይልታት ትግራይ ጎንፂ ጀሚሮም...

0
ፕሬዚደንት ጌታቸው ረዳ ኣብ እዋናዊ ምዕባለታት ዞበ ደቡብ ኣመልኪቶም ምስ ቢቢሲ ፎከስ ኦን ኣፍሪካ ኣብ ዝሃብዎ ሓሳብ ብወገን ትግራይ ኣብ ኣላማጣ ዝተጀመረ ጎንፂ...

ሓገዝ ናውቲ ትምህርቲ

0
ኣብ ሰሜን ኣሜርካ ቨርጂንያ ዝነብሩ ትግራዋይ ኣይተ ብርሃነ ፀጋይ ኣብ ወረዳ ስቡሓ ሳዕሲዕ ጣብያ በለሶ ንዝርከባ ብፀላኢ ከቢድ ዕንወት ዝበፅሐን ክልተ ኣብያተ ትምህርቲ ብሓደ...

ኣብ ከተማ ኣኽሱም ይካየድ ዘሎ ሻምፕዬና ብሽክሌታ ባንኪ ወጋገን ሰሉስ እውን ብኽልተ ውድድራት...

0
ሻምፕዬና ብሽክሌታ ባንኪ ወጋገን ኣብ ከተማ ኣኽሱም ይካየድ ዘሎ ሻምፕዬና ብሽክሌታ ባንኪ ወጋገን ሰሉስ ውን ብኽልተ ውድድራት ቀፂሉ ተሳሊጡ። 130 ኪሎ ሜትሮ ኣብ ዝሸፈነን...

ብሰንኪ ሕፅረት ቀረብ መስተ ፅሩይ ማይ መዓልታዊ ስራሕትና ንምስላጥ ንፅገም ኣለና- ነበርቲ ከተማ ጉያ

0
ነበርቲ ከተማ ጉያ ብሰንኪ ሕፅረት ቀረብ መስተ ፅሩይ ማይ መዓልታዊ ስራሕቶም ንምስላጥ ይፅገሙ ከም ዘለው ይገልፁ። ልዕሊ 17 ጣብያታት ዝሓቖፈት ወረዳ ቆላ ተንቤን ግዱድ...

ውድድር ብሽክሌታ ኣብ ከተማ ኣኽሱም

0
ብባንኪ ወጋገን ዝተመወለ ቅድድም ብሽክሌታ ትግራይ ኣብ ከተማ ኣኽሱም ምክያድ ጀሚሩ። ሎማዓንቲ ሰንበት ኣብ ዝተኻየደ 30 ኪሎ ሜትሮ ዝሸፈነ ውድድር ከተማ ማውንቴን ደቂ ኣንስትዮ...

ኣብ ትግራይ መለለዪ መንነት ክወሃብ ብዘይምኽኣሉ ኣብ ዕለታዊ ምንቅስቓስና ፅንቶ ይፈጥር ኣሎ – ነበርቲ...

0
ኣብ ትግራይ ንዝተፈፀመ ጀኖሳይዳዊ ኲናት ስዒቡ ንዝሓለፉ ልዕሊ ሰለስተ ዓመታት መለለዪ መንነት ክሕደስ ወይ ሓዲሽ ክወሃብ ብዘይ ምኽኣሉ ኣብ ዕለታዊ ምንቅስቓሶም ዓብይ ፅዕንቶ ይፈጥረሎም...

ምጅማር ወፍሪ መጥባሕቲ ሕክምና

0
ብምትሕብባር ቤት ፅሕፈት ኮምሽን ሓርበኛታት ትግራይ ፣ግዚያዊ ምምሕዳርን ማእኸል ሕክምና ሓይሊታት ፀጥታ ትግራይን ንጉድኣት ኩናት ተጋደልቲ መጥባሕቲ ሕክምና መገጣጠሚ ጉለን ብርክን ተዋሂቡ ። ምክትል ኮሚሽነር...

ኣብ ከተማ ሽረ እንዳስላሰ ልዕሊ 300 ተምሃሮ ትምህርቶም ኣቋሪፆም።

0
---- ኤፍሬም ዘካርያስ ኣብ ካልኣይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ሽረ እንዳ ስላሰ ፥ ተምሃራይ 11 ክፍሊ እዩ። ዝመሃረሉ ዝነበረ ህንፃታት ፤ ተፈናቐልቲ ወገናት ተዓቂቦምሉ ብምህላዎም ኣብ...

ግራንት ፋውንዴሽን ኣሰመላሽ ብ3 ሚኢቲ ሽሕ ዶላር ዝተዓደጉ ናውቲ ሕክምና ንቢሮ ጥዕና ትግራይ ኣረኪቡ፡፡

0
እቲ 24 መጋቢት 2016 ዓ.ም ብግራንት ፋውንዴሽን ኣሰመላሽን ሜዲካል ብሪጅ ዝበሃል ዘይመንግስታዊ ትካልን ዝተወሃበ ዝተፈላለየ ናውቲ ሕክምና ናብ 18 ትካላት...