Abriha Kahsay
12 ባህሪያት መታለልቲ ሞባይል ባንኪንግን መከላከሊኦምን
ቁፅሪ ተጠቀምቲ ቴክኖሎጂ ሞባይል ባንኪ እናወሰኸ ኣብ ዝኸደሉ ዘሎ እዋን ነቲ ቴክኖሎጂ ተጠቒሞም ተጠቀምቲ ብምትላል ዝፍፀሙ ተግባራት ገበን ይዉሰኹ ከምዘሎ እዩ መረዳእታት ዘመላኽቱ።
ሰባት ብሞባይል...
ሓገዝ ምግብና ንተምሃሮ
ሜሪስ ሚልስ ዝተባሃለ ትካል ምግባረ ሰናይ ኣብ ወረዳ ገራዓልታ ንዝማሃሩ ልዕሊ 4ሽሕን 5 ሚኢትን ተምሃሮ ኣብ ቤት ትምህርቶ ይምግብ ከምዘሎ ተፈሊጠ።
ትካል ምግባረ ሰናይ ሜሪስ...
ውግእ ወርሰገ ሕላገት ጅግንነት ተጋሩ
ዘይተሰነዱ ታሪኻዊ ፍፃመታት ብመፅናዕትን ምርምርን ኣፍልጦ ክረኽቡን ፤ ፍሉጣት ታሪኻት ድማ ብመዳይ ኢኮ ቱሪዝም ናብ ተጠቃምነት ክሳጋገሩን ደገፍን ክትትልን ከም ዝገብር ቢሮ ባህልን ቱሪዝምን...
ብጥሜት ዝተሰኮነ ስድራ
ብሰንኪ ኣብ ትግራይ ዘጋጠመ ሰብ ሰራሕን ተፈጥራውን ድርቂ ንጥሜትን ሕማምን ዝተሰኮነ ስድራ ፃውዒት ብፅሑልና፡፡
ወ/ሮ ለተስላሰ ወ/ገብርኤል ነባሪት ወረዳ ኣበርገለ የጭላ ጣብያ ፈለገ ሂወት እየን፡፡...
ልሙዕነት ሓመድን መፍረይነትን
ፀገማትና ብዘላቅነት ዝፍትሑ ብዓርሰ ምርኮሳ ብምዃኑ መሃዝቲ ክነተባብዕ ይግባእ--- ጀነራል ፃድቃን ገ/ትንሳኤ
ምክትል ፕረዚዳንት ግዜያዊ ምምሕዳር ትግራይ ጀነራል ፃድቃን ገ/ትንሳኤ ፀገማት ትግራይ ዝፍታሕ ብዓርሰ ምርኮሳ...
ጉጅለ ልኡኽ ኣሜሪካ ኣብ ትግራይ
ኣሜሪካ ፀገም ህዝቢ ትግራይ ንክፈትሕ ዝተፈረመ ዉዕሊ ፕሪቶሪያ ተግባራዊ ንክኾን ክትሰርሕ እያ ኣምባሳደር ማይክ ሃመር
ህዝቢ ትግራይ ኣጋጢምዎ ዘሎ ፀገም መንግስቲ ኣሜሪካ ብዝግባእ ከምዝግንዘብን ነዚ...
ሓገዝ ዲያስፖራ ንሪፈራል ሆስፒታል ዓይደር
ኣብ ሰዊዘርላንድን ኣሜሪካን ዝነብሩ ዲያስፖራ ትግራይ ልዕሊ 1 ሚልዮን ብር ንሪፈራል ሆስፒታል ዓደር ሓጊዞም፡፡
ኣብ ሰዊዘርላንድን ኣሜሪካን ዝነብሩ ግዱሳት ዲያስፖራ ትግራይ ንመግዘኢ ናውቲ ሕክምና ዝውዕል...
ሓይሊ ዕማም ህፁፅ ምላሽ ንትግራይ
ኣብ ትግራይ አጋጢሙ ዘሎ ዝኸፍአ ድርቅን ጥሜትን ህፁፅ ምላሽ ንምሃብ ዝተጣየሸ ሓይሊ ዕማም ህፁፅ ምላሽ ንትግራይ ኣብ መላእ ዓለም ዘሎ ትግራዋይ ብምትሕብባር ህፁፅ ሰብኣዊ...
ምንዳይ መፍትሒ ንፀገማት ትግራይ
ዓለምለኸ ሙሁራት ትግራይ ሕልኽላኽ ፀገማት ትግራይ ንኽፍትሑ ዝሐግዙ ብመፅናዕቲ ዝተደገፉ ሓሳባት ኣቕሪቦም።
ዓለምለኸ ሙሁራትን ሰብ ሞያን ትግራይ/ጂኤስቲኤስ/ሕልኽላኽ ፀገማት ትግራይ ንኽፍትሑ ዝሐግዙ ብመፅናዕቲ ዝተደገፉ ሓሳባት ንግዝያዊ...
ሓገዝ ልምዓታዊ ስፍትኔት ንተመዛበልቲ
ኣብ ከተማ መቐለ ካብ ዝርከቡ ተመዛበልቲ ወገናት ን68,855 ሰባት ተጠቀምቲ ዝገብር መደብ ልምዓታዊ ሰፍትኔት ተጀሚሩ።
እቲ ሓገዝ ካብ ባንኪ ዓለም ዝተረከበ ኮይኑ ኣብ ከተማ መቐለን...