Abriha Kahsay
ዘተ ፕረዚደንት ጌታቸው ረዳ ምስ ልኡኽ ጉጅለ ኣባላትፓርላማ ጀርመን
ብሞኒካ ግራተርስ ዝተመርሐ ልኡኽ ጉጅለ ኣባላት ፓርላማ ጀርመን ምስ ፕረዚደንት ግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ ጌታቸው ረዳ ኣብ እዋናዊ ጉዳያት ትግራይ ኣድሂቡ ዘትዩ
ኣባላት ፓርላማ ጀርመን ዘላቒ...
ህዝቢ ትግራይ ሓጋጢሙዎ ዘሎ ጥምየት ህፁፅ መፍትሒ ዝጠልብ ጉዳይ እዩ-ጉጅለ ልኡኽ...
ሕልኽላኽ ፀገማት ንዝወለዶ ጥሜት ህዝቢ ትግራይ ህፁፅ ዝኾነ ህይወት ናይ ምድሓን ስራሕ ክስራሕ ከምዝግባእ ልኡኽ ቤት ምኽሪ ወከልቲ ህዝቢ ፌደራል ኣፍሊጡ።
ኣብ ወረዳ እንደርታ ካብ...
ሕውየት ሃፍቲ ተፈጥሮ ጣብያ ሳዝ
ጠሊ ዓቀብቲ ስራሕቲ ምጥንካር መፍረይነት ልምዓት መስኖ የበርኽ እዩ፦ሓረስቶት ጣብያ ሳዝ
ማይ ከርሰ ምድሪ ንምጥንኻርን መፍረይነት ልምዓት መስኖ ንምብራኽን ኣብ ወረዳ ክልተ ኣውላዕሎ መፋስስ መስኖ...
” ዕዳና ብዙሕ እዩ ” ሓጂ ኢብራሂም ቱፏ ፕሬዝዳንት ሓፈሻዊ ጉዳያት...
ሓፈሻዊ ጉዳያት እስልምና ኢ|ያ ድሕሪ ስምምዕነት ዉዕሊ ፕሪቶርያ ህወሓትን መንግስቲ ኢ|ያን ናብ ትግራይ ምብፅሕ ጌሩ ሎ።
ሓፈሻዊ ጉዳያት እስልምና ኢ|ያ ፈላማይ እግሩ ትግራይ ዝረገፀ ንሓፈሻዊ...
ዓወት ተጋሩ ኣትሌታት ኣብ ቦስተን
ኣብ ሓዱሽ ዓመተ ፈረንጂ 2024 ፈለማይ ውድድር ኣብ ሻምፒዪና ውሽጢ ገዛ ዓለም ቦስተን ብምስታፍ ዘመዝገበኦ ዓወት ንዝቕፅሉ ውድድራት ብዝሓሸ ብቕዓት ንኽቐርባ ዝሕግዝ እዩ ክብላ...
ብምኽንያት ኵናት ተቋሪፁ ዝፀንሐ ካልኣይ ብርኪ ህንፀትን ዝርገሐን ግድብ ገረብ ሰገን...
ጆኖሳይዳዊ ኩናት ትግራይ ብ830 ሚልዮን ብር በጀት ክስራሕ ተተሊሙ 12 ምኢታዊ ምስ በፅሕ ዝተቋረፀ ካልኣይ ብርኪ ህንፀትን ዝርገሐን ፕሮጀክት ግድብ ገረብ ሰገን፤ ሐዚ ንምጅማር...
ህንፀት ፕሮጀክታት ልምዓት መስኖ ማረት
ሓረስቶት ወረዳታት ቀይሕ ተኽልን እንደርታን ብማረት ተሓጊዞም ኣብ ልምዓት መስኖ ተዋፊሮም ይርከቡ፡፡
ሓረስቶት ወረዳታት ቀይሕ ተኽልን እንደርታን ማሕበራዊ ረድኤት ትግራይ እትሃንፀሎም ብዘላ ፕሮጀክታት ህንፀት ማይ...
ኩሉም ዓቅምታት ንምፍታሕ ፀገማት ትግራይ
ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ትግራይ ኣጋጢሙ ዘሎ ከቢድ ሓደጋ ንምፍታሕ ኩሉ ዓቅሚ ትግራይ ምጥቃም ኣገዳሲ እዩ፡ - ፕረዚደንት ጌታቸው
ፕረዚደንት ግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ ኣይተ ጌታቸው ረዳ ...
ኣብ ከተማ ዓዲግራት 111 ህፃውንቲ ብግዱድ ጥሜት ተጠቒዖም
እዛ ህፃን ጓል 1 ዓመትን 9 ኣዋርሕን እያ። ኣብ ከተማ ዓዲግራት እየ ረኺበያ። ክብደታ 6 ኪሎ እዩ። ካብቲ ስሩዕ ክብደት ብ7 ኪሎ ቀኒሱ ኣሎ፡፡...
‘’ራየታይ ፀገም ኮነ ሕቶ መንነት ዘይብሉ ክብሩን መንነቱን ኣሕሊፉ ዘይህብን ሂቡ...
ብምትሕብባር ዓለምለኸ ማሕበር ልምዓት ራያ ምምሕዳር ዞባ ደቡብ ትግራይን ከተማ ማይጨውን በዓል ጥምቀት ምኽንያት ብምግባር ሓሙስ 9 ጥሪ 2016 ኣብ ህዝባዊ ኣዳራሽ ከተማ ማይጨው...