Abriha Kahsay
ፃውዒት ህይወት አድሕን ነበርቲ ጣብያ ወልዋሎ
ዛጊድ ብግዘን መጠንን ዝግመት ሰባኣዊ ሓገዝ ብዘይ ምርካቦም 41 ወገናት ጣብያ ወልዋሎ ብሰንኪ ጥምየት ህይወቶም ሲኢኖም።
ሓረስታይ ትግራይ እንትቅድም ንኹለመዳያዊ ስርቅን ግፍዕን ወራሪ ሰራዊት ሻዕብያ...
60 ሽሕ ተምሃሮ ናብ ብሄራዊ ፈተና 8ይ ክፍሊ ከምዝቕረቡ ኤጀንሲ ምርግጋፅ...
ኣብ ትግራይ ግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ ኣብ ዘመሓድረን ከባብታት 60 ሽሕ ተምሃሮ ናብ ብሄራዊ ፈተና 8ይ ክፍሊ ከምዝቕረቡ ኤጀንሲ ምርግጋፅ ትምህርቲ ትግራይ ኣፍሊጡ።
ተጀሚሩ ዘሎ...
ሞያዊ ስልጠና ቢሮ ልምዓት ከተማን ኮንስትራክሽን
ቢሮ ልምዓት ከተማን ኮንስትራክሽንን መሬት ወሲዶም ዘይሃነፁን ጀሚሮም ዘቋረፁን ሰብ ሃፍቲ ናብ ስራሕ ክኣትው ኣተሓሳሲቡ።
ቢሮ ልምዓት ከተማን ኮንስትራክሽንን ትግራይ ኣብ ሓደሽትን ዝተመሓየሹን መምርሕታትን ኣሰራርሓታትን...
“ብስንኪ ኲናትን ድርቅን ንሓደጋ ጥሜትን ሞትን ተቓልዕና”- ተመዛበልቲ ወረዳ ፀለምቲ
----
ብስንኪ ኲናትን ድርቅን ስዒቡ ዝተፈጥረ ሓደጋ ጥሜትን ሞትን ከም ዘለዉ ካብ ወረዳ ፀለምቲ ተመዛቢሎም ኣብ ከተማ ኣበርገለ የጭላ ዝርከቡ ወገናት ገሊፆም።ወይዘሮ ኣባይነሽ ትርፍንህ ይብሃላ...
መረረት ነበርቲ ከተማ መቐለ ኣብ ምኽፋል ሒሳብ ግልጋሎት ሓይሊ ኤልክትሪክ
ነበርቲ ከተማ መቐለ ኣብ ምኽፋል ሒሳብ ግልጋሎት ሓይሊ ኤልክትሪክ የጋጥሞም ብዘሎ ፀገማት መረረቶም ብምግላፅ ነቲ ዘሎ ፀገም ብዝምልከቶ አካል ቅልጡፍ መፍትሒ ክግበረሉ ፀዊዖም፡፡
ነቲ ዘሎ...
ግደ ነጠፍቲ ማሕበራዊ ሚድያ ተጋሩ አብ ህፁፅ ሓገዝ
ተጋሩ ቲክቶኮራት ምስ ግዱሳት ተጋሩ ብምትሕብባር 8 ሚኢቲ ሽሕ ብር ዝግመት እኽሊ ንህዝቢ ወጀራት ሓጊዞም።
ተጋሩ ቲክቶኮራት ምስ ግዱሳት ተጋሩ ብምትሕብባር 8 ሚኢቲ ሽሕ ብር...
ፅገና ግልጋሎት ሓይሊ መብራህቲ
ወ/ሮ ሙሉ ተወልደብርሃን ነባሪት ወረዳ እንደርታ ጣብያ ጨለቆት እየን።
ኣብ ዕሸል ከተማ ጨለቆት ቤትብልዒ ከፊተንመነባብሮአን ይመርሓ።ካብ ዕንፀይቲ ዝተዳለወ ፓሎ ዐንፀይቲ ብምውደቁ ኣብታ ጣብያ ግልጋሎት ሓይሊ...
ዳግም ምጅማር ቱሪዝም ትግራይ
አብ እዋን ጀኖሳይዳዊ ኩናት ትግራይ ዝተሰረቁ ቅርስታት ንምምላስን ቱሪዙም ትግራይ ዳግም ንምኸፋት ይሰርሕ ከምዘሎ ሚኒስተር ባህልን ቱሪዝምን ኢትዮጵያ አብ ከተማ መቐለ አብ ዘሳለጦ ዋዕላ...
ሓዱሽ ሃገራዊ መለለዪ መንነት
ካብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ትግራይ ኣብ ከተማታት ትግራይ ዝተዓቈቡ ወገናት ብፌደራል መንግስቲ ኢትዮጵያ ዝዕደል ሓዱሽ ሃገራዊ መለለዪ መንነት ኣስተውዒሎም ክወስዱ ከምዝግባእ ኤጀንሲ ስታቲስቲክስን ምዝገባ ወሳኒ...









