Home Authors Posts by Abriha Kahsay

Abriha Kahsay

53 POSTS 0 COMMENTS

ግደ ሰብ ሃፍቲ ኣብ ሂወት ኣድሕን

ትካል ኦክሎክ ጀነራል ሞተርስ ኣብ ወረዳ ኣበርገለ የጭላን ኣብ ወረዳ ኣፅቢን ልዕሊ 2.5 ሚሊዮን ብር ዝዋግኡ 450 ኩንታል ዕፉን ምስ መጥሐንኡ ሓገዝ ገይሩ ፡፡ ትካል...

ተስፋታት መፃኢት ትግራይ

" መናእሰይ ነቲ ተረኺቡ ዘሎ ተነፃፃሪ ሰላም ተጠቒሞም ማሕበረ ቁጠባዊ ፀገማቶም ኣብ ዘቃልሉ  ዓውደ ስራሕቲ ክዋፈሩ ኣለዎም " ይብል ኣብ ምርባሕ ደርሁ ዝተዋፈረ  ኣብ...

ድርቂ መሬት ራያ

ሓረስቶት ወረዳ ራያ ጨርጨር ብሰንኪ ድርቂ ንኸቢድ ሓደጋ ጥሜት ከምዝተቓልዑ ገሊፆም፡፡ ሓረስታይ ማረ ኩርፋይ ኣብ ወረዳ ራያ ጨርጨር ጣብያ ሓደ ኣልጋ ነባር እንትኾኑ ኽልተ ሄክታር...

ብሰንኪ ጥምየት ዘቋረፁ ተምሃሮ ናብ መኣዲ ትምህርቲ ዝምለስሉ ባይታ

ተምሃሪት ሸዊት ሃይላይ ነባሪት ከተማ ማይቅነጣል እያ። እዛ ህፃን ኣቦኣ ቅድሚ 10 ዓመት እዩ ብሞት ተፈልዩዋ። ኣዴኣ እውን ኣብ ዝሓለፈ ዓመት ብሞት ከም...

ዘተ ምምሕዳር ወረዳ ሓውዜን

ንስራሕቲ ፅገና መንገዲ 40 ነጥቢ 1 ሚልየን ብር ካብ ተወለድትን ፈተውትን ሓውዜን ንምእካብ ተሊሙ ይሰርሕ ከምዘሎ ምምሕዳር ኣፍሊጡ። እቲ ምምሕዳር ነዚ መሰረት ብምግባር ኣብ...

ድርቂን ጥሜትን ዘስዓቦ ሞት

በሰንኪ ዘጋጠመ ድርቂ ዝብላዕ ዝስተ ስኢና ብጥሜት ንመውት ኣለና-ነበርቲ ወረዳ ኣፅቢኣብ ወረዳ አፅቢ ብዘጋጠመ ድርቂ ስዒቡ ዝብላዕ ዝሰተ ስኢኖም ኣብ ከቢድ ጥሜትን ሞትን ከምዝርከቡ...

ኣብ ኣፍ ሞትን ስደትን

ኣይተ ሃይለስላሰ ወልደንቸኤል ፥ ኣብ ወረዳ ቀይሕ ተኽሊ ሓረስታይ ጣብያ ሳንታ ገለበዳ እዮም።ብጥሜትን ሕማምን ካብ ዝድቅሱ ወርሖም ከምዘሕለፉን እዞም ሓርስታይ '' እግረይ የሳሕየኒ ፣...

“መንግስቲ እንተዘይኣርኪቡልና ማዓልቲ ሞትና ንፅበ ኣለና” ኣዴታት ማይ ቅነጣል

ወይዘሮ ለተንችኤል በላይ ኣዶ ክልተ ህፃናት ኮይና ነባሪት ከተማ ማይቅነጣል እያ። ኣብ መንበሪኣ ደቂሳ ረኺብናያ። እዛ ኣዶ ስማ ይኹን ሕማማ ንክትዛረብን ስምዒት ቃንዝኣ ንክትገልፅን...

”ንልዕሊ 5 ዓመታት እዚ ዝበሃል ማይ ኣይወቕዐናን ”፦ ሓረስቶት ጣብያ ገብሌን...

ቀሺ ኣረጋዊ ካሕሳይን ወ/ሮ ኣበባ ደስታን ነበርቲ ጣብያ ገብሌን ወረዳ ስቡሓ ሳዕሲዕ እንትኾኑ ሓዳር ካብ ዝምስርቱ ልዕሊ 60 ዓመት ዘቁፀሩ ወለዲ እዮም፡፡ እዞም ወለዲ...

“ሓፍተይ ብሞት ስኢነ ” ነባራይ ወረዳ ፃዕዳ እምባ

ኣብ ወረዳ ፃዕዳ እምባ  ብሰንኪ ድርቂ  ሂወት ቡዙሓት ወገናት ይሓልፍ ከም ዘሎ ምምሕዳር እቲ ወረዳ ኣፍሊጡ፡፡ጓል 56 ዓመት ወ/ሮ ብርሃን ኣደም ነባሪት ወረዳ ፃዕዳ...