Abriha Kahsay
ድርቂ ዝፈጠሮ ጥሜት አብምቁራፅ ተምሃሮ
ኣብ ወረዳ ብዘት ዛጊድ 201 ተምሃሮ ብሰንኪ ጥምየት ጥራሕ ትምህርቲ ከምዘቋረፁ ቤት ፅሕፈት ትምህርቲ እታ ወረዳ ኣፍሊጡ።
እዞም ሰገናት ነበርቲ ወረዳ ብዘት እዮም። ብሰንኪ ጥሜት...
መንበረ ሰላማ ከሳቴ ብርሃን ላዕለዋይ ቤተክህነት ቤተ ክርስተያን ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ትግራይ...
መንበረ ሰላማ ከሳቴ ብርሃን ላዕለዋይ ቤተክህነት ቤተ ክርስተያን ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ትግራይ ሓሙሽተ ኣባላት ዘለውዎ ዓለምለኸ ኮሚቴ ኣጣይሹ ።ብሰንኪ ድርቂ ዝፈጠሮ ጥሜት ዝመውት ዘሎ ህዝብና...
ምብዛሕ ምሩፅ ዘርኢ ማእኸል ምርምር ሕርሻ መቐለ ምስ ትካል ምግብን ሕርሻን...
ማእኸል ምርምር ሕርሻ መቐለ ምስ ትካል ምግብን ሕርሻን ዓለም (FAO) ብምትሕብባር ብዘቕረበልና ምሩፅ ዘርኢ ሽምብራ ተረባሕቲ ንኸውን ኣለና ኢሎም ሓረስቶት ወረዳ ደጉዓ ተምቤን ጣብያ...