-
መግለፂ ቤተ ክርስትያን ኦርተደክስ ተዋህዶ ሃገረ ስብከት ዞባ ደቡብ ምብራቕ ትግራይ
ቤተ ክርስትያን ኦርተደክስ ተዋህዶ ሃገረ ስብከት ዞባ ደቡብ ምብራቕ ትግራይ ፋሽሽታዉያንን ወረርቲ ሓይልታትን ብልፍንቲ ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ትግራይ ዝፍፅምዎ ዘለዉ ጀኖሳይድ ብፍላይ ድማ ኣብ...
ምጅማር ፆመ ረመዳን
መበል 1443 ዓመተ ሂጅራ ፆመ ረመዳን ካብቶም ዝሓለፉ ዓመታት ብዝተፈለየ ብዕፅዋን ክባን ይፅገሙ ንዘለው ወገናትና እኹል ምትሕግጋዝ ብምግባር ክንፆም ይግባእ ክብል ቤት ፍርዲ ቃዲ...
ሓገዝ ዲያስፖራ ንፅጉማት ነበርቲ ከተማ መቐለ
ኣብ ሃገረ ኣሜሪካ ዝነብሩ ተወለድቲ ከተማ መቐለ ደቂ ቀበሌ 11 ን180 ፅጉማትን ኣረጋውያንን 450 ሽሕ ብር ሓገዝ ገይሮም፡፡ ኣብ ዝተፈላለዩ ሃገራት ዝርከቡ ዲያስፖራ ትግራይ...
ምጥንኻር ሓድነት ህዝብታት ትግራይን ዓፋርን
ፋሽስቲ ኣብይ ኣሕመድ ኣብዚ ቐረባ እዋን ስምምዕ ግዝያዊ ተፃብኦ ደው ምባል ተኹሲ ብምፍፃም ናብ ትግራይ ዘይተገደበ ሰብአዊ ሓገዝ ከምዝኣቱ ምግላፁ ይዝከር ። ይኹን እምበር...
ስግኣትን ተስፋን ሓረስታይ ትግራይ
ሓረስታይ ትግራይ ቀፃሊ ክራማት ደበና ስግኣት ኣንፀላልይዎ እዩ ዝፅበ ዘሎ፡፡ ኣብ ልዕሊኡ ዝተፈፀመ ገበን ጀኖሳይድ በሰልኡ ኣይሓወየን ኣሎ፡፡ ስድርኡ ግዳይ እቲ ቅሉዕ ወራር ኮይኖም...
ድሕሪ እቲ ሰሙን ዘቑፀረ ምርድዳእ ተፃብኦ ደው ምባል ሕዚ እውን ትካላት...
ኣብ ዓውዲ ሕክምና ዘድሃቡ ፅሓፋት ብምዝርጋሕ ዝፍለጥ መርበብ ሓበሬታ ደቬክስ ኣብ ዝዘርገሖ ዜና ኣብ ኢትዮጵያ ዘሎ ስርዓት ድሕሪ እቲ ኣብ ኣቕርቦት ሰብኣዊ ሓገዝ ትግራይ...
ሰይጣን ከምስል የእዊ…
ሰይጣን ከምስል የእዊ ሓሳዊ ከምስል ይፀዊ ከምዝባሃል ካብ #ኢትዮጵያ ሓሊፉ ዓለም ከምዘታለላን ኢትዮጵያ ብሓሶት መዋቅራዊ #መንግስቲ ክትልለ ዝገበረ ጉጅለ ፋሽስት #ኣብይ ኣሕመድ ንህዝቢ ትግራይ...