Asefa Belay
“ሽርሒ ፀላእትና ካብ ጥንቲ ጀሚሩ መንነትን ታሪኽን ህዝቢ ትግራይ ከብርሱ ዘይፈፀምዎ...
ኣብቲ ኣብ ከተማ ኣክሱም ብድሙቕን ብዝተፈለየ መልክዕን ዝተኸበረ ባዓል ሕዳር ፅዮን 2016 ዓም ተረኺቦም መልእኽቲ ዘሕለፉ ፕረዚደንት ግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ ጌታቸው ረዳ ሽርሒ ፀላእትና...
ዝኽሪ 3ይ ዓመት ጨፍጫፍ ማርያም ደንገላት
21 ሕዳር ኣብታ ታሪኻዊትን ኣብ መዳይ ምህንድስና ጥንታዊ ስልጣነ ትግራይ እንታይ ከም ዝመስል ማህተም ዝዓረፈላ ቤተክርስታያን ማርያም ደንገላት በቢ ዓመቱ ዝኽበር ሃይማኖታዊ ክብረ በዓል...
ዘተ ፕረዚደንት ጌታቸው ረዳ ምስ ጉጅለ ልኡኻት ጀርመን
ፕረዚደንት ጌታቸው ረዳ ኣብ ዛዕባ ቁጠባዊ ዕብየት ትግራይ ኣድሂቦም ምስ ብፊሊፕ ክኒል ዝተመርሐ ጉጅለ ልኡኻት ጀርመን ዘትዮም።
ጀርመን ኣብ ምዝማን ሕርሻ ትግራይ ብሓፈሻ ድማ ኣብ...
ሕድገት ክፍሊት ወለድ
ደደቢት ማይክሮ ፋይናንስ ኣብ ዝሓለፉ ሰለስተ ዓመታት ካብ ዓማዊላ ብመልክዕ ወለድ ክትረኽቦ ዝነበረት ልዕሊ 2.2ቢልዬን ብር ሰሪዛ። ደደቢት ማይክሮ ፋይናንስ ኣብ ዝሓለፉ ሰለስተ ዓመታት...
”ስድራ ከም ስድራ ንምብራስ ዘንፀላለወ ሓደጋ ጥሜት…”
እዞም ህፃውንቲ ኣባይ፣ሓበንን ቅዱስን ሃይለ ይበሃሉ። ኣብ ወረዳ ኣበርገለ የጭላ ጣብያ ስየ ቁሸት ህድሞ ነበርቲ ኮይኖም ኲናትን ድርቅን ዘስዓቦ ጥሜት ዝብላዕ ሰኢኖም ሂወቶም ንምድሓን...
ምውፃእ ወረርቲ ሓይልታት ብመሰረት ውዕሊ ፕሪቶርያ መንግስቲ ክፍፅሞ ዝግባእ ሓላፍነት እዩ...
ፕሬዚደንት ጌታቸው ረዳ ቀደማይ ዓመት ውዕሊ ፕሪቶርያ መሰረት ገይሮም ምስ ቴሌቭዥን ትግራይ ክፍሊ ኢንግሊሽ ኣብ ዝገበርዎ ፃንሒት ውዕሊ ፕሪቶርያ ብመዳይ ድምፂ ቶኹሲ ጠጠው ምባል ዕውት...
ስነ ስርዓት ኣከባብራ በዓል መስቀል ብሄረስብ ኢሮብ
ህዝቢ ብሄረስብ ኢሮብ በዓል መስቀል ካብ ጥንቲ ጀሚሩ ብዝደመቐ ኣገባብ ዘኽብሮ ባህላውን ሃይማኖታውን በዓል እዩ። በዓል መስቀል ምስ ህዝቢ ኢሮብ ፉሉይ ምትእስር ኣለዎ። ዓመት...
ኩነታት ወራር ዕሰለ ኣንበጣ ዞባ ምብራቕ
ኣብ ዝተፈላለያ ወረዳታት ዞባ ምብራቕ ትግራይ ወራር ዕስለ ኣንበጣ ኣጋጢሙ ከም ዝወዓለ ኣማኻሪ ዘፈር ቁጠባ እቲ ዞባ ኣይተ ኣታኽልቲ ኣረፈ ሓቢሮም።
ከም ሓበሬታ ኣይተ ኣታኽልቲ...
ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኣሜሪካ ኣንቶኒ ብሊንከን ስምምዕነት ሰላም ፕሪቶርያ ብምሉእነት ክትግበር...
ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኣሜሪካ ኣንቶኒ ብሊንከን ከይዲ ምዕባለ ኣፈፃፅማ ስምምዕነት ፕሪቶርያ ኣመልኪቱ ምስ ቀዳማይ ሚንስትር ኢትዮጵያ ዶ/ር ኣብይ ኣሕመድ ብቴሌፎን ዘትዮም። እቶም ዋና ፀሓፊ...
ትእምት ተቛሪፁ ዝነበረ ንስድራ ስውኣት ዝህቦ ሓገዝ ክጅምር እዩ።
ትካል እግሪ ምትካል ትግራይ ትእምት ብሰንኪ ኣብ ትግራይ ዝተኻየደ ወራርን ጀኖሳይዳዊ ኲናትን ንስድራ ስዉኣት እትገብሮ ዝነበረት ሓገዝ ተቛሪፁ ዝፀንሐ እንትኾን እቲ ሓገዝ ዳግም ንምጅማር...