Home Authors Posts by beshir seid

beshir seid

375 POSTS 0 COMMENTS

ብሰንኪ ፅንተታዊ ኲናት 14 ሽሕ መምህራን ናብ ቤት ትምህርቲ ከይተመለሱ ከምዝተረፉ...

ኮሚሽን መፅናዕቲ ጄኖሳይድ ትግራይ ብሰንኪ ፅንተታዊ ኲናት ኣብ ዓውዲ ማሕበራዊ ዝበፅሖ ዕንወትን ኪሳራን ዝድህስስ ሰነድ ዕላዊ ገይሩ'ሎ። እቲ ሰነድ፥ ዓውዲ ዓውዲ ትምህርቲ ትግራንይ ኣብ ዘፈራት...

ብሰንኪ ጄኖሳይዳዊ ኵናት ልዕሊ 10 ቢልየን ዶላር ዝግመት ዕንወት ኣጋጢሙ-ኮሚሽን መፅናዕቲ...

ብሰንኪ ጄኖሳይዳዊ ኵናት ልዕሊ 10 ቢልየን ዶላር ዝግመት ዕንወት ኣጋጢሙ-ኮሚሽን መፅናዕቲ ጄኖሳይድ ትግራይ ኣብ ጄኖሳይዳዊ ኵናት ትግራይ ልዕሊ 10 ቢልየን ዶላር ዝግመት ዕንወትን ክሳራን ኣብ...

ብቀረፅ ኣሜሪካ ዘምረራ ቻይናን ሃገራት ኤስያን ውዕል ናፃ ቀጠና ንግዲ ተፈራሪመን።

ቻይናን ብምሕዝነት ደቡባዊ ምብራቕ ኤስያ ዝፍለጣ ሃገራትን ፅዕንቶ ንግዲ ኣሜሪካ ንምፅዋር ዘኽእለን ሓዱሽ ስምምዕ ናፃ ቀጠና ንግዲ ከም ዝተፈራረማ ሮይተርስ ፀብፂቡ፡፡ ኣብ ርእሰ ከተማ ማሌዥያ...

ትግራይ ብዉድድር ብሽክሌታ ክሮኖሜትሮ ጋንታ ደቂ ተባዕትዮ ሜዳሊያ ወርቂ ተዓዊታ።

ሎሚ ሰሉስ ኣብ ዝተኻየደ 30 ኪሎሜትሮ ርሕቐት ዝሸፈነ ጋንታ ክሮኖሜትር ደቂ ተባዕትዮ ትግራይ ሜዳልያ ወርቂ ተዓዊታ ኦሮምያ ን ኣዲስ ኣበባን ድማ ሜዳልያ ብሩርን ነሓስን...

“ኣብ ውሽጥና ዘሎ ፀገም ፈታሕቱ ባዕልና ኢና”-ፕረዚደንት ታደሰ ወረደ

ጉባኤ ህዝባዊ ርክባት ትግራይ "ኣገብእ ንውሕስና ብሄር" ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ናይ ሓፂር፣ ማእኸላይን ነዊሕን እዋን መዋፀኦታት ትግራይ ጠሚቱ ምስ ዝምልከቶም ኣካላት ይዝትይ ኣሎ። ኣብቲ ዘተ...