beshir seid
ውድብ ላሪ ፖለቲካዊ ቅልውላው ፈረንሳይ ንክሰፍሕ ይሰርሕ ኣሎ ክብል ዓቃቢ ሕጊ...
ውድብ ላሪ ኣብ ሕብረት ኣውሮፓ ዝፀንሐ ውክልና ፈረንሳይ ብየማናይ ኣኽራሪ ፖለቲካ ንምልዋጥ ገንዘብ ሕብረት ኣውሮፓ ብዘይ ኣግባብ ከም ዝተጠቐመሉ ዓቃቢ ሕጊ ፈረንሳይ ዕላዊ ገይሩ፡፡
እቲ...
ህልውና ህዝቢ ትግራይ ንምውሓስ ንኹሉ ዝሓወሰ መንግስትነት ምትካል የድሊ -ውድብ ሳልሳይ...
መቐለ፥3 ጥቅምቲ 2017ዓ/ም (ቴሌቪዥን ትግራይ)
ህልውና ህዝቢ ትግራይ ኣብ ሓደጋ ወዲቑ እዩ ዝበለ ውድብ ሳልሳይ ወያነ ትግራይ እዚ ንምውሓስ ንኹሉ ዝሓወሰ መንግስትነት ምትካል የድሊ ኢሉ...
ብትካል ገባሪ ሰናይ ኒው ላይፍ ኣብ ዝተዳለወ ሎተሪ ቶምቦላ ቁፅሪ ሎተሪ...
መቐለ፥ 1 ጥቅምቲ 2017 ዓ/ም (ቴሌቪዥን ትግራይ)
ብትካል ገባሪ ሰናይ ኒው ላይፍ ዝተዳለወ ንሓዱሽ ሂወት ህፃናት ሎተሪ ቶምቦላ ሎሚ 1 ጥቅምቲ 2017 ዓ/ም ዕላዊ ስነ-ስርዓት...
ኣብ 2027 ኣ.ፈ ዓለምና ፈላማይ ትሪሊየነር ክትረክብ እያ- ፎርብስ
መቐለ፥1 ጥቅምቲ 2017 ዓ/ም (ቴሌቪዥን ትግራይ)
ኣብ ዓውድታት ቴክኖሎጂን ፈጠራን ዝዋፈሩ ዘለዉ ሰባት መጠን ዘኻዕብትዎ ዘለዉ ሃፍቲ ካብ ግዘ ናብ ግዘ እናወሰኸ ይኸይድ ከምዘሎ ተገሊፁ...
ምስ ጉጅለ ልኡኽ መንግስቲ እንግሊዝ ውፅኢታዊ ዘተ ኣካይድና ኢሎም ፕረዚደንት ግዝያዊ...
መቐለ፥1 ጥቅምቲ 2017 ዓ/ም ( ቴሌቪዥን _ትግራይ)
ብሚኒሰተር እንግሊዝ ኣብ ጉዳያት ኣፍሪካ ሎርድ ኮሊንስ ምስ ዝተመርሐ ጉጅለ ልኡኽ መንግስቲ እንግሊዝ ውፅኢታዊ ዘተ ኣካይድና ኢሎም ፕረዚደንት...
ኣብ ኬንያ ይሳለጥ ኣብ ዘሎ ሻምፕዮና ብሽክሌታ ኣፍሪካ 2024 ፅጌ ካሕሳይ...
መቐለ ፥ መስከረም 29/2017 ዓ/ም (ቴሌቪዥን ትግራይ)
ኣብ ኬንያ ይሳለጥ ኣብ ዘሎ ሻምፕዮና ብሽክሌታ ኣፍሪካ 2024 ፅጌ ካሕሳይ ብጁኒየር ምዕራፍ ገ/ሄር ድማ ብትሕቲ 23 ዓመት...
ልዕሊ 3 ነጥቢ 4 ሚሊየን ብር ዝግመቱ መዐወንታትን መዓልቶም ዝሓለፎም ምግብታትን...
መቐለ፥ 30 መስከረም 2017 ዓ/ም (ቴሌቪዥን ትግራይ)
ብምትሕብባር በዓል መዚ ቁፅፅር ምግብን መድሓኒትን ትግራይን ቤት ፅ/ት ፖሊስ ከተማ መቐለን ብልዕሊ 3 ነጥቢ 4 ሚሊየን ብር...