beshir seid
ወፍሪ ክታበት ፀረ ሕማም ኣልምሲ
ካብ 3 ክሳብ 8 ሰነ 2016 ዓ.ም 2ይ ዙር ወፍሪ ክታበት ፀረ ሕማም ኣልምሲ ከምዝውሃብ ቢሮ ጥዕና ትግራይ ኣፍሊጡ ፡፡
ኣብ ቢሮ ጥዕና ትግራይ ኣተሓባባሪ...
ሓገዝ መፃሕፍቲ !!
አገልግሎት ቤተ መፃሕፋትን ቤተ መዛግብትን ኢትዮጲያ ምስ ቢሮ ባህልን ቱሪዝምን ብምትሕብባር ንሸውዓተ ካልኣይ ብርኪ አብያተ ትምህርትን ንካልኦት ሸውዓተ ተወሰኽቲ አብያተ መፃሕፋቲ ህዝብን ብድምሩ ሓገዝ...
ምጉዕዓዝ ሓገዝ እኽሊ ብሓይሊ ዕማም ህፁፅ ምላሽ ንትግራይ
ሓይሊ ዕማም ህፁፅ ምላሽ ንትግራይ ን 26 ወረዳታትን ከተማታትን ዝውዕል 25,000 ኩንታል ሓገዝ እኽሊ ምጉዕዓዝ ጀሚሩ።
ሓይሊ ዕማም ህፁፅ ምላሽ ንትግራይ ብሰንኪ ኲናትን ድርቅን ኣብ...
ብጆኖሳይዳዊ ኲናት ዝዓነወ ኢንዳስትሪ ትግራይ ዳግም ምህናፅ ጥራሕ ዘይኮነስ ፤ሓዱሽ ኢንቨስትመንት...
ፕረዚደንት ግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ ኣይተ ጌታቸው ረዳ ነዚ ዝበሉ ሃገራዊ መድረኽ ገምጋም ኣፈፃፅማ መደባት ትሸዓተ ወርሒ ኢንቨስትመንት ኣብ ከተማ መቐለ ይሳለጥ ኣብ ዘሎ መድረኽ...
ሓደጋ ትራፊክ ኣብ ወረዳ ሓውዜን
ኣብ ወረዳ ሓውዜን ከባቢ ጣብያ ሞዙተይ ሎሚ 29 ግንቦት 2016 ዓ ም ብዘጋጠመ ሓደጋ ትራፊክ ህይወት ሰለስተ ወገናት ሓሊፉ።
10 ወገናት ከቢድ ጉድኣት በፂሕዎም ናብ...
ሓዱሽ መምርሒ ኣብ ነዳዲ
ኣብ ትግራይ ዝረአ ዘሎ ዘይሕጋዊ ኣጠቓቕማ ነዳዲ ንምቁፅፃር ሓዱሽ መምርሒ ከምዘውፀአ ኤጀንሲ ንግድን ሰደድን ትግራይ ኣፍሊጡ።
ኣተሓባበሪ ቁፅፅር ንግዲ እቲ ኤጀንሲ ኣይተ ግርማይ ኪሮስ ንሬድዮ...
ውድቀት ሰብኣዊ ተልእኾ ኣብ ትግራይ
ኣብ ኵናት ትግራይ ትካላት ሰብኣዊ ሓገዝ ሓላፍነተን ኣይተዋፅኣን ኢሉ ዩ ኤን ኦቻ።
ህዝቢ ትግራይ ብሰንኪ ኲናት ኣብ ሓደጋ ፅንተት ኣብ ዝነበረሉ እዋን፤ ትካላት ሰብኣዊ ሓገዝ...
ሶፍትዌር ንምዝማን ሊዝ ጨረታ
ቤት ፅሕፈት ኣጠቃቅማን ምሕደራን መሬት ከተማ መቐለ " LBAS-E ሊባስ ኤሌክትሮኒክስ "ዝተሰየመ ሶፍትዌር ንምዝማን ከይዲ ሊዝ ጨረታ ከምዘተኣታተወ ኣፍሊጡ።
ተጫራቲ ኣብ ዘለውሉ ኮይኖም ንምጭራት ዘኽእል...
ስነ-ስርዓት ምንባር እምነ ሰረት
ኣብቲ ስነ-ስርዓት ፕሬዚዳንት ግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ ጌታቸው ረዳ፣ኣምባሳደር ጃፓን ኣብ ኢትዮጵያ ሽባታ ሂሮኖሪ፣ወኪል ትካል ዩኒሴፍ ወኪል ትካል ጆይካን ካልኦት ላዕለዎት ኣመራርሓ ካብኔ ግዝያዊ ምምሕዳርን...
ሱር ኮንስትራክሽን ህንፀት መንገዲ ኣስፋልት ከተማ ማይጨዉ ጀሚሩ።
ሱር ኮንስትራክሽን ኣብ ከተማ ማይጨው 8 ኪ.ሜ መንገዲ ኣስፋልት ንምስራሕ ብመሰረት ዝኣሰሮ ዉዕሊ ፣ ሎሚ ዘመን ኣብ ዉሽጢ ሰለስተ ኣዋርሕ ዝዛዘም ህንፀት 3.2 ኪሎ...









