beshir seid
ሓደ ስድሪ ፅገና ቅዱስ ስፍራ መስጊድ ነጋሽ ተጀሚሩ-ቢሮ ባህልን ቱሪዝምን ትግራይ
መቐለ፣13 መስከረም 2017 ዓ/ም(ቴለቨዥን ትግራይ)
ድሕሪ ምጅማር ኩናት ፅንተት ትግራይ ካብቶም ቀልጢፎም ግዳይ መጥቃዕቲን ብርሰትን ዝኾነ ታሪኻዊ መስጊድ ነጋሽ 13 መስከረም 2017 ዓ/ም ብተግባር ስራሕቲ...
መንግስቲ ተጋደልትን ስድራ ስዉኣትን ዝጥቀሙሉ ዕድል ክፈጥር ይግባእ፦ ማሕበራት ህንፀት ማእኸል...
መቐለ፥ 11 መስከረም 2017 ዓ.ም (ቴሌቪዥን ትግራይ)
ሓሙሽተ ማሕበራት ህንፀት ማእኸል ዕዳጋ ተጋደልትን ስድራ ስዉኣትን መንግስቲ መስርሒ ቦታ ክህበን ዝሓትት ሓበራዊ ጋዜጣዊ መግለፂ ሂበን።
እተን ማሕበራት...
ኣብ ቅድድም ብሽክሌታ ብዓል መስቀል ዓጋመ 2017 ዓ/ም ብኮርሶ ደቂ ኣንስትዮ...
መቐለ፥መስከረም 12/2017ዓ/ም(ቴሌቪዥን ትግራይ)
ብምኽንያት ብዓል መስቀል ዓጋመ 2017 ዓ/ም ንሓደ ሰሙን ክካየድ ዝፀንሕ ቅድድም ብሽክሌታ ሎሚ ዕለተ ሰንበት ተዛዚሙ ። ኣብዚ ብብርክት ዝበለ ደጋፊ ተዓጂቡ...
ውሳነታት ግዝያዊ ምምሕዳር ንምፍራስ ይኹን መሓውር መንግስቲ ንምህዋኽ ዝግበር ፈተነ ተቐባልነት...
መቐለ፥ 12 መስከረም 2017 ዓ/ም (ቴሌቪዥን ትግራይ)
ካቢኔ ግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ 11 መስከረም 2017 ዓ/ም ኣብ ዘካየዶ ስሩዕ ኣኼባኡ ኣብ እዋናዊ ኩነታት ትግራይ ዝርዝር ምይይጥ...
ሶፍትዌር ሜንዞ ከም ሚዛን ንዝበላ ብዙሕ ገንዘብ ዘንቀሳቕ ማሕበራት ዘበናውን ውሑስ...
መቐለ፣12 መስከረም 2017 ዓ/ም(ቴለቨዥን ትግራይ)
ባንኪ ወጋገን ምስ ኣለና ቴክ ብምትሕብባር ዘማዕበሎ ሜንዞ ዝተብሃለ ሶፍትዌር ኮርባንኪንግ ሚዛን ዕቋርን ልቓሕን ውን ንክትጥቀመሉ ሰነድ ሰምምዕነት ተፈራሪሞም።
ሓላፊ ባንኪ...
ሎሚ መስከረም 12/2017 ዓ.ም ብማሕበር መስቀል ጮምዓ መቐለ ዝተዳለወ ውድድር ዓብይ...
መቐለ፥መስከረም12/2017 ዓ/ም(ቴሌቪዥን ትግራይ)
"ዓብዪ ጉያ ንኹለመዳያዊ ዕብየት ጎቦ ጮምዓ" ብዝብል ቴማ ካብ ኣደባባይ ሮማናት ናብ ጎቦ ጮምዓ 5 ኪሎ ሜትሮ ዝሸፈነ ዓብዪ ጉያ ተሳሊጡ።
ኣብቲ ዓብዪ...
ሓድነት ህዝቢ ኣስጢምካ ዘላቂ ሰላም ንምርግጋፅ ከም ዝስራሕ ደብረፅዮን ገብረሚካኤል (ዶ.ር)...
መቐለ፥11 መስከረም 2017 ዓ.ም (ቴሌቭዥን ትግራይ )ሓድነት ህዝቢ ኣስጢምካ ዘላቂ ሰላም ንምርግጋፅ ከም ዝስራሕ ኣቦ ወንበር ውድብ ህወሓት ደብረፅዮን ገብረሚካኤል (ዶ.ር) ተዛሪቦም።
ደብረፅዮን ገብረሚካኤል (ዶ.ር)...
ሓረስቶት መካናይዜሽን ተጠቒሞም ዝሐሸ ምህርቲ ክረኽብሉ ዘኽእል ዕድል ኣሎ-ትካል ዓለም ለኸ...
መቐለ፥ 10 መስከረም 2017 ዓ.ም (ቴሌቪዥን ትግራይ)
ቢሮ ሕርሻን ሃፍቲ ተፈጥሮን ትግራይ ምስ ትካል ዓለም ለኸ ተራድኦ ጀርመንን /#ጅኣይ ዜድ/ ዓለም ለኸ ምርምር ስርናይን ዕፉንን...