Hailemicheal
ዋሕዚ ስደት መናእሰይ ትግራይ
ደቂ ሰባት ብዝተፈላለይ ምኽንያት ካብ ሃገሮም ወፂኦም ናብ ካልኦት ሃገራት ብበዝሒ ይስደዱ ከምዘለዉ ተሓለቕቲ ሰብኣዊ መሰላት ይገሊፁ፡፡
ምኽንያት ስደቶም እውን ካብ ኲናትን ሓደጋ ተፈጥሮን ንምድሓንን...
ብምትሕብባር ላዕላዋይ ቤት ፍርድን ጀስቲስ ፎር ኦልን ኣብ ከተማ መቀለ ክካየድ...
ኣብ ኣብያተ ፍርዲ ትግራይ ዘጋጠመ ኩሉ መዳይ ፀገም ዝፍተሓሉ ሜላ ንምእላሽ ብምትሕብባር ላዕላዋይ ቤት ፍርድን ጀስቲስ ፎር ኦልን መድረኽ ኩሎም ዳያኑ፣ ሬጅስተራር፣ ሹመኛታት ጉባኤ...
ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ትግራይ ኣጋጢሙ ዘሎ ሓዳጋ ጥሜት ንምዕጋት ብሄራዊ ሓደጋ...
ኣይተ ጌታቸው ነዚ ዝገለፁ ምስ ተናሕናሕቲ ውድባት፣ መራሕቲ ሃይማኖትን ካልእት ዝምልከቶም ኣካላትን ህዝቢ ትግራይ ካብ ሓደጋ ጥሜት ንምድሓን ምእዋጅ ብሄራዊ ሓደጋን ምጥያሽ ኮምቴን ኣድሂቦም...
ኣብ ወረዳ ዒስራ ዓዲ ወጀራት ብስንኪ ዘጋጠመ ሓደጋ ድርቂ ሽዱሽተ ሰባት...
ነባሪት ወረዳ 20 ዓዲ ወጀራት ጣብያ ሰንዓለ ዝኾና በዓልቲ ፀጋዕድመ ኣልጋነሽ ከበደ ቅድሚ እቲ ጀኖሳይዳዊ ኲናትን ኣጋጢሙ ዘሎ ድርቂ ባዕለንን ሓፍተንን ብሕርሻን ሓሓሊፉ ይግበር...
ብምትሕብባር ቢሮ ትምህርቲ ትግራይን ኢማጅን ዋን ደይን ኣብ 17 ወረዳታት ትግራይ...
እቲ ገንዘብ ብዋነነት ኢማጅን ዋን ደይ ምስ ዩኒሴፍ ብምትሕብባር ዝተረኸበ ኮይኑ ኣብ ትምህርቲ፣ ክንክን ህፃናትን ፆታዊ መጥቃዕቲ ዝበፅሐን ኣዴታትን ህፃናትን ትግራይ ዝበፅሐ ከቢድ ፀገም...
ባንኪ ዳሽን ምስ መንቀሳቐስቲ ደቀቕትን ማእኸለዎትን ኢንተርፕራይዝ ኣብ ዘፈር ምሕደራ ፈጠራ...
ብኩናት ዝተሃሰያ መፍረይቲ ትካላት ናብቲ ንቡር ስርሐን ንክምለሳ ዝሕግዙ ዝተፈላለዩ ስራሕቲ ከምዝውግን እውን እቲ ባንኪ ገሊፁ።
ባንኪ ዳሽን ኣብ ትግራይ ዝተፈላለዩ ጨንፈራት ከፊቱ ስራሕ ካብ...
ብሰንኪ ኲናት ዝዓነዋ ፋብሪካታት ትግራይ ተሃኒፀን ዳግም ናብ ስራሕ ንክኣትዋ ፃዕሪ ይግበር...
መንግስታዊ ኣካላትን ማሕበረሰብ ንግድን ኣብ ኢንዳስትሪ ጨርቃ ጨርቅን ኣልባሳትን ትግራይ ዘድሃበ መድረኽ ምኽክር ኣካይዶም።
ፕረዚደንት ቤት ምኽሪ ንግድን ዘፈር ማሕበራትን ትግራይ መ/ር ኣሰፋ ገብረስላሴ ብሰንኪ...
መዓልቶም ዝሓለፎም ኣፋውስን ንፀሓይ ብርሃን ዝተቃልዑ መግብታትን ምጥቃም ንሕማምን ሞትን ከምዘሳጥሕ ...
ኣብ ትግራይ ብዝተፈጠረ ጆኖሳይዳዊ ኩናት ስዒቡ ብርክት ዝበሉ መዓልቶም ዝሓለፎም መድሓኒት ብዘይ ሕጋዊ መንገዲ ናብ ትግራይ ይኣትው ከምዝነበሩን ሐዚ እውን ይኣትው ከምዘለውን ሓላፊ በዓል...
ህዝቢ ወረዳ ኢሮብ ብስእነት መድሓኒትን ናውቲ ሕክምናን ግዳይ ስቓይን ሞትን ይኾውን...
ኣብታ ወረዳ ካብ ዝርከብ ጣብያ ጥዕና እንዳሞሳ ጥራሕ ኣብ ዝሓለፉ ክልተ ኣዋርሕ ብስእነት መድሓኒት ህይወት 12 ወገናት ከም ዝሓለፈ ሰብ ሞያ ጥዕና ገሊፆም፡፡
ኣይተ ካሕሳይ...
ማሕበር ኣክስዮን ባንኪ ግእዝ ኣብ ቀደማይ ዙር ን500 መሰረቲ ኣባላት ወረቐት...
እቲ ባንኪ ካብ 18 ሽሕ ሰብ ብፅሒት 2 ነጥቢ 2 ቢልዮን ብር ዝተኸፈለን ዝተፈረመን ካፒታል ከምዝወነነ አፍሊጡ።
ግዝያዊ መተሓባበሪ ማሕበር ኣክስዮን ባንኪ ግእዝ አይተ ኣብርሃ...









