Home Authors Posts by Hailemicheal

Hailemicheal

74 POSTS 0 COMMENTS

ህዝቢ ወረዳ ኢሮብ ኣብ ከቢድ ጥሜትን ሞትን ከምዝርከብ ቤት ፅሕፈት ማሕበራዊ...

ድሕሪ ስምምዕነት ሰላም ፕሪቶርያ ካብተን ሓራ ዝኾና ጣብያታት ወረዳ ኢሮብ ብሰንኪ ጥሜት ህይወት 59 ወገናት ከምዝሓለፈ ቤት ፅሕፈት ማሕበራዊ ጉዳይ እታ ወረዳ ኣፍሊጡ፡፡ ኣብታ ወረዳ...

ኢትዮ-ቴሌኮም ኣብ ዝተፈላለዩ ከተማታት ትግራይ ግልጋሎት ራብዓይ ወለዶ ኔትወርክ (4G) ከምዝጀመረ...

ኢትዮ-ቴሌኮም ድጅታል ቁጠባ ንምዕባይ ዘኽእሉ ዝተፈላለዩ ቴክኖሎጂ ኣብ ምትእትታዉ ምፅንሑን ሕዚ ድማ ኢትዮ ቴሌኮም ሪጅን ሰሜን ኣብ ትግራይ ዝልዓለ ተጠቀምቲ ዳታ ዝርኣየለን ከተማታት መቐለ...

ወረርቲ ሓይሊታት ፅንተት ኣብ ትግራይ ዝፈፀምዎ ገበን ናብ ተሓታቲነት ክሰጋገር ክስራሕ...

ወረርቲ ሓይሊታት ፅንተት ኣብ ትግራይ ዝፈፀምዎ ገበን ንምፅራይ ዝተጣየሸ ዓለም ለኻዊ ጉጅለ ሰብ ሞያ መርመርቲ ሰብኣዊ መሰላት ኣብ ኢትዮጵያ ዘካየዶ መፅናዕቲ ናብ ተሓታቲነት ክሰጋገር...

ቃል ብተግባር

ስድራ ስውኣትን ስድራ ተጋደልቲን ምሕጋዝ ሓላፍነት ኩሉ ሕብረተሰብ እዩ፡፡ ነዚ ሰናይ ተግባር ኣብ ምትግባር ካብ ዘለዉ ውልቀ ሰብ ንስድራ ስውኣት ገዛ ክራይ ብናፃ  ክነብርሉን...

ሰማእታትና ፍትሒ ብምንጋስን ትግራይ ብምልማዕን ክንድብሶም ይግባእ-ስድራ ስውኣትን ነበርትን ወረዳ ሳምረ

ምእንተ ህላወ ህዝቦም ክቡር መስዋእቲ ዝኸፈሉ ጀጋኑ ሰማእታት ፍትሒ ብምንጋስን ትግራይ ብምልዓን ክድበሱ ከምዝግባእ ስድራ ስወኣትን ነበርቲን ወረዳ ሳምረ ገሊፆም፡፡ ንፁር ዕላማን ክቡር ሕድሪን  ጀጋኑ...

ሕድሪ ሰማእታት ህያው ንምግባር ክንሰርሕ ኢና- ተምሃሮን መምህራንን 2ይ ብርኪ ነቕሰገ

ሳላ ጀጓኑ ደቒ ህዝቢ ብዝተኸፈለ መስዋእቲ ንዓመታት ኣቋሪጸምዎ ዝነበሩ ከይዲ ምምሃር ምስትምሃር ክጅምሩ ከም ዝኻኣሉ ተምሃሮን መምህራንን 2ይ ብርኪ ነቕሰገ ገሊፆም። ጀጋኑ ስዉኣት ዝወደቕሉ ዕላማ...

ህዝቢ ትግራይ ኣብ ልዕሊ ኲናት ዝወለዶ ዓሚቕ ፀገም ተደራቢ ሓደጋ ድርቂ...

ህዝቢ ትግራይ ኣብ ልዕሊ ኲናት ዝወለዶ ዓሚቕ ፀገም ተደራቢ ሓደጋ ድርቂ ንፀላልይዎ ከም ዘሎ ሓላፊ ቢሮ ሕርሻን ልምዓት ገጠርን ትግራይ ደ/ር ኢያሱ ኣብራሃ ገሊፆም። ደ/ር...

ንህላወ ህዝቢ ዝተኸፈለ መስዋእትነት

ጀጋኑ ደቂ ትግራይ ብዝኸፈልዎ መስዋእትን መቑሰልትን፤ህዝቢ ትግራይ ካብ ፍፁም ፅንተት ከምዘድሓነ ስድራ ተጋደልትን ኣመራርሓን ነበርቲ ወረዳ ታሕታይ ማይጨው ገሊፆም ፡፡ነበርቲ ወረዳ ታሕታይ ማይጨው ጣብያ...

ህዝቦም ካብ ሙሉእ ፅንተት ዘድሐኑ ጀጋኑ

ተጋደልቲ ትግራይ ህዝቦም ካብ ፅንተት ዘድሐኑ ብሄራዊ ጀጋኑ እዮም- ነባራት ተጋደልቲ፡፡ህዝቢ ትግራይ ከም ህዝቢ ኣብ ዝሓለፉ ሰለሰተ ዓመታት ዘካየዶ ናይ ፅንተት መኸተ ሃለዋቱን ድሕንነቱ...

ብዓል ሃፍቲ ዘርኡ ገ/ሊባኖስ (ዶ/ር) ኣብ 7ተ ዞባታት ኣብያተ ትምህርቲ ንምህናፅ...

ብዓል ሃፍቲ ዘርኡ ገ/ሊባኖስ (ዶ/ር) ኣብ ሸውዓቲኣን ዞባታት ትግራይ ካልኣይ ብርኪ ኣብያተ ትምህርቲ ንምህናፅ ቃል ኣትዮም፡፡ ኣብ ሃገረ ናይጀርያ ካብ ዝርከብ ዩኒቨርሲቲ ዎልደስ ናይ ክብሪ...