Home Authors Posts by Hailemicheal

Hailemicheal

74 POSTS 0 COMMENTS

ብርሰት ኣግራብ ንምክልኻል ኢለ እየ ምሂዘዮ-ናውቲ ሕርሻ ዝመሃዘ ሓረስታይ

ኣብ ወረዳ እምባ ኣላጀ ጣብያ ሰሳት ዝነባርነቶም ኣብ ምህዞ ናውቲ ሕርሻ ዝነጥፉ ዘለዉ ሓረስታይ ከነላልየኩም፡፡ እዞም ሓረስታይ ብርሰት ኣግራብ ንምክልኻል ዝሕግዝን ግዜን ጉልቦትን ሓረስታይ ዝቑጥብን...

                         

ሰራዊት ትግራይ ብዝኸፈሎ ኩለመዳያዊ መስዋእቲ ፀላእቲ ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ትግራይ ሃቂኖሞ ዝተበገሱን፡ዝፈፀምዎን ዕላማ ፅንተት ብሙሉእነት ከይፍፅሙን ህዝቢ ትግራይ ካብ ዝተደገሰሉ ሙሉእ ፅንተት ክድሕን ኣኽኢሉ...

እዚ ስራሕ ኣብ ናብራይ ለውጢ ኣምፂኡለ እዩ- ኣብ ምርባሕ ደርሁ ዝተዋፈረ...

ኣብ ወረዳ እምባ ኣላጀ ከተማ ዓድሽሆ ኣብ ምርባሕ ደርሁ ዝተዋፈረ መንእሰይ ካብቲ ዝተዋፈረሉ ዓውዲ ስራሕ ተራባሒ ይኾውን ከምዘሎ ገሊፁ፡፡ መንእሰይ ፀጋይ ንጉሰ ኣብ ወረዳ እምባ...

በዓል ሃፍቲ ኣይተ ኣዘዞም ኣየለ መርዓ ኣባላት ስድርኦም ወፃእታት ንእንግዶት ምሳሕ...

በዓል ሃፍቲ አይተ ኣዘዞም ኣየለ መርዓ አባላት ስድርኦም ወፃእታት ንእንግዶት ምሳሕ ምግባር ሓዊሱ ልዕሊ 6 ሚልዮን ብር ኣብ ማእኸል መሐብሐቢ ጉድአት ሰራዊት መለስ አካዳሚ...

ብብርኪ ሃገር ሚዛናዊ ትካል ፍትሒ ስለ ዘየለ ፃንሒት መርማሪ ኮሚሽን ሰብኣዊ...

ኣብ ኢትዮጵያ ኩሎም ዜጋታት ዝተኣማመንሉ ትካል ፍትሒ ብዘይምህላዉ፤ ፃንሒት እዋን መርማሪ ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰል ውድብ ሕቡራት ሃገራት ኣብ ኢትዮጵያ ክናዋሕ ሁማን ራይትስዎች ፀዊዑ፡፡ እቲ ተሓላቒ...

በዓል መስቀል

እንኳዕ ንብርሃነ መስቀሉ ብሰላም ኣብፀሐኩም! ... ”መስከረም ብዕንበብኡ መርዓ ብዕልልትኡ“ ይብሉ ዓበይቲ፡፡ ወርሓ መሰከረም ሃይማኖታዊ ታሪካዊን ባህላውን በዓላት ዝኽበረላ ድምቕቲ ወርሒ እያ፡፡ መለወጢ ዘመን ብምዃና...

ዓዲ ዳዕሮ መቐፀልታን መግለፅን ጭካነ ፀለእቲ!

ተምሃሮ ቤቴልሄም ሃይለስላሰ፣ ህሊና ግደይ፣ ብርቱኳን ሓጎስን መቡ ዓሊን ነዚ ዝፈረሰ ዑና ኣብ ዝሓለፈ ዓመት መስከረም 17/ 2015 ዓ.ም ፀለእቲ ኣብ ልዕሊ ሰላማውያን ነበርቲ...

ማሕበር ልምዓት እገላ አብ አዲስ አበባን ስዑዲ ዓረብን ምስ ዝርከቡ ተወለድቲ...

ተመሃሪት 7ይ ክፍሊ ንያት ይርጋለም  ብሰንኪ ኮረናን ጀኖሳይዳዊ ኩናት ትግራይን ንልዕሊ ሰለስተ ዓመት ካብ መአዲ ትምህርቲ  ተፈልያ ብምፅናሕ ብዝተረኸበ ተስፋ ሰላም ናብ ቤት ትምህርቲ...

ኢንስቲትዩት ምርምር ሕርሻ ኣብ ሕውየት ትግራይ

ኢንስቲትዩት ምርምር ሕርሻ ትግራይ ሕውየት ዓውደ ሕርሻ ኣብ ዘምፅኡ ቴክኖሎጅታት ትኹረት ገይሩ ክሰርሕ ቢሮ ሕርሻን ሃፍቲ ተፈጥሮን ትግራይ ፀዊዑ። እቲ ኢንስቲትዩት ብወገኑ ኣብ ምዕቃብን ምብዛሕን...

ፀገም ህዝቢ ኢሮብ ንምፍታሕ ኩሉ ክረባረብ ጀነራል ፃድቃን ገ/ትንሳኤ ፀዊዖም።

ጀነራል ፃድቃን ነዚ ፃወየዒት ዘቕረቡ ብጥዪትን ጥሜትን ይፀንት ዘሎ ብሄረሰብ ኢሮብ ንምድሓን ኣብ ዝተኻየደ መድረኽ ቴለቶን እዩ። ብጥዪትን ጥሜትን ዝፀንት ዘሎ ብሄረሰብ ኢሮብ ንምድሓን መቐፀልታ...