Hailemicheal
ኣብ ትግራይ ሕማም ኤች ኣይ ቪ ኤድስ ኣብ ዘተሓሳስብ ብርኪ በፂሑ...
ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ትግራይ ብዝተፈፀመ ጀኖሳይዳዊ ኵናት ስዒቡ ሕማም ኤች ኣይቪ ኤድስ ኣብ ትግራይ ኣብ ዘተሓሳስብ ብርኪ በፂሑ ከምዘሎ ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ትግራይ ገሊፁ፡፡
ኩሉ...
ቢሮ ኢንዳስትሪ ትግራይ ብውሽጣዊ ዓቕሚታት ዝስርሑ፣ሰፊሕ ዕድል ስራሕ ዝፈጥሩን ሸርፊ ወፃኢ...
ቢሮ ኢንዳስትሪ በቲ ልሙድ ኤጀንሲ ኣናእሽተይን ማእኸለዎትን ኢንዱስትሪ ማኑፋክቸሪን ትግራይ 6378 ኢንተርፕራይዛት ከም ዝነበርዎን እዘን ትካላት በቲ ኣብ ትግራይ ዝተፈጠረ ጆኖሳይዳዊ ኲናት ከም ዝዓነዋን...
ሕድሪ ናይቶም ዝተሰዉኡ ኣሕዋትና ተሰኪምና ኢና ንመሃር- ተምሃሮ ዩንቨርሲቲ መቐለ
ተምሃሪት ምሕረት ክንፈ ተምሃሪት ሳልሳይ ዓመት ክፍሊ ትምህርቲ ኢኮኖሚክስ እንትትኸዉን ተምሃራይ መብራህቱ ኪሮስ እዉን ኣብ ኢንስቲትዩት ቴክኖሎጂ መቐለ ክፍሊ ትምህርቲ ኤሌክትሮኖክ ምህንድስና ሓምሻይ ዓመት...


