Kiros
ኣብ ልዕሊ ዘለና ፀገም ካብ ዝተወሃበና መስርሕ መሸጥን ቦታ ተልዓሉ ንብሃል...
ኣብ ልዕሊ ዘለና ፀገም ካብ ዝተወሃበና መስርሕ መሸጥን ቦታ ተልዓሉ ንብሃል ኣለና - ኣብ ዓውዲ ማኑፋክቸሪንግ ዝተወፈሩ ኣካላት
ድሕሪ ኲናት ትግራይ ክሳብ ሐዚ ካብ ዝተወሃቦም...
ኣብ ወረዳ ጋንታ ኣፈሹም ጥንታውያን ሓድግታት ብኳዕቲ ተረኺቦም።
መቐለ፥ ግንቦት 13/2017 ዓ.ም. (ቴሌቪዥን ትግራይ )
ኣብ ወረዳ ጋንታ ኣፈሹም ጣብያ ሓድነት ቁሸት ሰጣ ፍሉይ ስሙ " ማይቅጫዎ " ዝተብሃለ ቦታ ሓድግታት ብኳዕቲ (ኣርኬኦሎጂ)...
ሌላ ምስ ኣያናቕላ ( ሃውከ ሃውከ)
ሃውከ ሃውከ ወይድማ ኣያናቕላ ኣብ መብዛሕቲኦም ከባቢታት ትግራይ ካብ ሰሙነ ሕማማት ጀሚሩ ምድላው እናተገበረሉ ዝፀንሕን ዳግማይ ትንሳኤ ዝዛዘምን ሃይማኖታውን ባህላዊን በዓል እዩ።
ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት...
ሓዱሽ ደንቢ ትራፊክ 557/2016 ዓ.ም ተግባራዊ ንምግባር ተዳሊና ኣለና ኢሉ ቢሮ...
መቐለ፥12 መጋቢት 2017 ዓ/ም (ቴሌቪዥን ትግራይ)
እቲ ወፂኡ ዘሎ ሓዱሽ ደንቢ ትራፊክ ሰለስተ ብርክታት ከምዘለውዎ ዝገለፁ ሓላፊ ቢሮ መንገድን መጓዓዝያን ትግራይ ኣይተ ታደለ መንግስቱ እቲ...
እዚ ዕለት ኣብ ታሪኽ – ዓወት ኲናት ዓድዋ
23 ለካቲት 1888 ዓ.ም. ዕለተ ሰንበት ንትግራይ ኢሉ እውን ንመላእ ኢትዮጵያ ዜና ዓወት ዘበሰረት ንፋሽሽት ጣልያን ድማ መርድእ ስዕረት ዝነገረት እዛ ታሪኻዊት ዕለት እያ።...
እዚ ዕለት ኣብ ታሪኽ- ኲናት ወርሰገ ተምቤን ( መቓብር ጣልያን)
መቐለ፥19 ለካቲት 2017 ዓ.ም (ቴሌቭዥን ትግራይ)
ሕጓ ተምቤን ወርሰገ ሕነ ስዕረት ኲናት ዓድዋ ንምፍዳይ ድሕሪ 40 ዓመት ዝመፀ ወራሪ ሰራዊት ጥልያን ዝተቐበረሉ ፣ኣርማ ፅነዓትን ሓድነትን...
ኣብ ትግራይ ንሓለዋ ከባቢ ዝግበር ትኹረት ትሑት እዩ፦ ተሳተፍቲ ዋዕላ
መቐለ፥ 13 ጥሪ 2017 ዓ.ም. (ቴሌቪዥን ትግራይ)
ኣብ ትግራይ ብመንግስትን ኣብያተ ዕዮን ንሓለዋ ከባቢ ዝግበር ትኹረት ትሑት ብምዃኑ ህዝቢ ግዳይ ብብኽለት ከባቢ ዝመፁ ሓደጋታት ይኸውን...
ብመፅናዕቲ ዝተደገፉ መደባትን ዜናታትን ብምድላው እዋናዊ ድሌት ሓበሬታ ተመልከቲ ንምምላእ ይሰርሕ...
መቐለ፥9 ለካቲት 2017 ዓ/ም (ቴሌቪዥን ትግራይ)
ኣብ ዝቕፅሉ 6 ኣዋርሕ ህዝቢ ዘማእኸሉን ብመፅናዕቲ ዝተደገፉን መደባትን ዜናታትን ብምድላው እዋናዊ ድሌት ሓበሬታ ተመልከቲ ንምምላእ ይሰርሕ ከም ዘሎ...
ኣብ ዝሓለፉ ሽዱሽተ ኣዋርሕ ልዕሊ 25 ነጥቢ 7 ቢልዮን ብር ሽፋን...
መቐለ ፥ 8 ለካቲት 2017 ዓ/ም( ቴሌቪዥን ትግራይ)
ቤት ፅሕፈት ዋና ኦዲተር ትግራይ ኣብ ዝሓለፉ ሽድሽተ ኣዋርሕ ልዕሊ 25 ነጥቢ 7 ቢልዮን ብር ሽፋን ኦዲት...
ነበርቲ ስዊድንን ታክ ቢዩዝነስ ግሩፕን ከባቢ 20 ሚልዮን ብር ዝግመት ናውቲ...
መቐለ፥ 23 ጥሪ 2017 ዓ.ም. (ቴሌቪዥን ትግራይ )
ብኣታሓባባርነት ዲያስፖራ ትግራይ ነበርቲ ስዊድንን ታክ ቢዩዝነስ ግሩፕን ናውቲ ሕክምና ንሪፈራል ሆስፒታል ዓይደር ተረኪቡ።
ማሕበር ሕሙማን ኩላሊት ትግራይን...