Home Authors Posts by Kiros

Kiros

39 POSTS 0 COMMENTS

ድንጋገታት ደንቢ 21/2017 ዓ/ም

ካቢኔ ግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ ተግባርን ሓላፍነትን ኣብያተ ምኽሪን ፈፀምቲ ኣካላትን ንምቅፃል፣ንምምሕያሽን ንምጥንካርን ዝወፀ ደንቢ 21/2017 ዓ/ም ምፅዳቁ ይፍለጥ ። ካቢኔ ግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ ተግባርን ሓላፍነትን...

በዓል ጥምቀት ባህላውን ሃይማኖታውን ትውፊታቱ ሓልዩ ብዝለዓለ ድምቀት ተኸቢሩ።

መቐለ ፥12 ጥሪ 2017 ዓ.ም. (ቴሌቪዥን ትግራይ ) በዓል ጥምቀት 2017 ዓ/ም ባህላውን ሃይማኖታውን ትውፊታቱ ሓልዩ ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ትግራይ ተኸቢሩ። ብተኸተልቲ እምነት ክርስተና  በቢዓመቱ  ዝኽበር ...

ሌላ ምስ ገዳም  ስላሴ ጨለቖት

ገዳም እንዳ ስላሴ ጨለቖት ካብ ከተማ መቐለ ንኣንፈት ደቡብ  ምብራቕ 17 ኪሎ ሜትሮ ርሒቑ ኣብ ወረዳ እንደርታ ጣብያ ጨለቖት ይርከብ። ኣብ መፋስስ ሩባ ጨለቖት...

“ዝመፅእ ዘሎ ክረምቲ ኣብ ቅዳድ ኬንዳን ኣብ ጥሜትን ከይንኸርም ዝምልከቶም ኣካላት...

መቐለ፥ 29 ታሕሳስ 2017 ዓ/ም( ቴሌቪዥን ትግራይ) ዝመፅእ ዘሎ ክረምቲ እውን ኣብዚ ቅዳድ ኬንዳን ኣብ ጥሜትን ከይንኸርም ዝምልከቶም ኣካላት ናብ መረበትና ይመልሱና ክብሉ ካብ ዝተፈላለዩ...

ዝኽሪ ጨፍጫፋት ቅንያት በዓል ልደት

ሓይልታት ፅንተት ኣብ ኩሉ ከባብታት ትግራይ ከበድቲ ገበናት ኲናት፣ ገበን ኣንፃር ሰብኣውነትን ከምዝፈፀሙ ብዝተፈላለዩ ትካላት ተሓለቕቲ ሰብኣዊ መሰልን ውድብ ሕቡራት መንግስታትን ተረጋጊፁ እዩ።ፅንተት ትግራይ...

ሌላ ምስ ሁራ ሰለስተ

እንታይነት ሁራ ሰለስተ ኣብ ከባቢታት ኣፅቢን ወንበርታን ብኣብዛሓ ዝፍለጥን ዝፅወትን እዩ። ብዝተፈላለየ ቅድን ውቕዒትን ይፅወት።ሁራ ሰለስተ ኣብ ኣፅቢን ወንበርታን ብፍሉይ ድማ #ትሸዓንተ ዓዲ...

ፈለማ ቫይረስ ኮሮና ዝተርኣየላ ሃገረ ቻይና ሓበሬታ ንከተካፍል ተሓቲታ።

መቐለ፥ 22 ታሕሳስ 2017 ዓ/ም( ቴሌቪዥን ትግራይ ) ኣብ ቻይና ከተማ ዉሃን ቅድሚ 5 ዓመት ብዛዕባ ዘጋጠመ ተላባዲ ሕማም ኮሮና ፈለማ እቲ ቫይረስ ዝተርኣየላ ሃገረ...

ኣብ ጉዳይ መሬት ዘለው ፀገማት ንምፍታሕ ይሰርሕ ኣለኹ- ቤት ፅሕፈት ኣጠቓቕማን...

መቐለ፥11 ታሕሳስ 2017 (ቴሌቪዥን ትግራይ ) ኣብ ዙርያ መሬት ዘለው ፀገማት ንምፍታሕ ዘበናዊ ኣሰራርሓታት ብምትእትታውን መምርሕታት ብምድላውን ይሰርሕ ኣለኹ ኢሉ ቤት ፅሕፈት ኣጠቓቕማን ምሕደራን መሬት...