Home Authors Posts by Muez Alemu

Muez Alemu

16 POSTS 0 COMMENTS

መበል 25 ዓመት ብሩራዊ ኢዩቤልዩ በዓል ምስረታ ቃላሚኖ

ህዝቢ ትግራይ ካብ ድኽነትን ድሕረትን መሊኡ ዝወፅእ ፍልጠትን ክእለትን ዝወነነ ምኽንያታዊ ወለዶ እንትህነፅ እዩ ኢሎም ፕሬዚዳንት ግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ ጌታቸው ረዳ ። ፕሬዚዳንት ጌታቸው...

ኩዕንቲ ኳ ተሓሲሙና

ኣብ ወረዳ ስቡሓ ሳዕሲዕ ዝርከባ 6 ጣብያታት ንሓደጋ ድርቂ ከም ዝተቓለዓን ብሰንኪ ድርቂ ዝወለዶ ጥሜት ዛጊድ ልዕሊ 67 ወገናት ከም ዝሞቱ ምምሕዳር እቲ ወረዳ...

ዘተ ኣብ ምስፍሕፋሕ ፕላን ከተማታት

ዝዓነወ መሰረተ ልምዓት ንምህናፅን ጠጠው ኢሉ ዝፀንሐ ምስፍሕፍሕ ፕላን ከማታት ትግራይ መሊስካ ንምጅማርን ሓበራዊ ፃዕሪ ይሓትት- ፕሬዚደንት ጌታቸው ረዳ ካብ ዝተፈላለዩ ሃገራት ኣፍሪካ ዝተወከሉ...

ብሰንኪ ሕማም ሽሮኽ ሰብ ይመውት ኣሎ- ቢሮ ጥዕና ትግራይ

ሕማም ሽሮኽ ኣብዚ ሐዚ እዋን ኣብ ትግራይ ንሞት ወገናት ምኽንያት ኮይኑ ስለዘሎ ሕብረተሰብ ፅሬት ውልቀን ከባብን ከዘውትር ከምዝግባእ ቢሮ ጥዕና ትግራይ ኣተሓሳሲቡ። 19 ጥቅምቲ 2016...

ምረቓ ፋብሪካ መፃረይን መዐሸግን ማይ ረዊና

ብበዓልሃፍቲ ሃለቃ ክፍለማርያም ክንደያ ኣብ ወረዳ ኣፅቢ ዝተሃነፀ ፋብሪካ መፃረይን መዐሸግን መኣድን ማይ ረዊና ተመሪቑ፡፡ ኣብ 2012 ዓ/ም ብልዕሊ 400 ሚልየን ብር ወፃኢ ኣብ...

ስነ-ስርዓት ፍትሓትን ምንካይ ብኽነትን

ኣብ ወረዳ እንደርታ ጣብያ ማይዓለም ኣብ ሽዱሽተ ኣብያተክርስትያን እታ ጣብያ ፀሎተ-ፍትሓት ጀጋኑ ሰማእታት ትግራይ ተሳሊጡ። ህዝብናን ዓድናን ኣይነድፍርን ኢሎም ካብቲ ጣብያ ምስ ወላዲኣ ተጋዲላ...

መግለፂ ሰናይ ትምኒት ግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ

ግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ ንመላእ ህዝቢ ትግራይ፣ ንሓይልታት ፀጥታ ትግራይ፣ ንጀጋኑ ዉጉኣትን ጉዱኣት ኣካልን፣ ኣብ ዝተፈላለዩ ሃገራት ንዘሎ ዲያስፖራ ትግራይን ፈተውትን ደገፍትን ቃልሲ ህዝቢ ትግራይን...